Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝሓዘቶም 120 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ነቶም 62 ፈንያቶም
Radio Erena: 07 June 2020
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝሓዞም ኣስታት 120 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ነቶም 62 ከምዝፈነዎም ማሕበር ገፈፍቲ ዓሳ የመን ኣፍሊጡ።
እቲ ማሕበር ኣብ ዝሃቦ ሓበ [...]

“ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ ንኣዛዚ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን
Radio Erena: 04 June 2020
"ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት ዙቑርን ሓኒሽን ናይ የመን፣ መጥቃዕቲ ኣካይዱ" ክብላ፣ ጋዜጣታት የመን ንኣዛዚ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሜጀር ጀነራል ኻልድ ኣል ቓማሊ ብምጥቃስ ሓቢረን። [...]

ኣብ ዞባታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ ግራውቶም ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዐ ስድራቤታት ሓገዝ ይጽበዩ
Radio Erena: 04 June 2020
ኣብ ኤርትራ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዝያዳ ዝተሃስየ ዞባታት ኤርትራ፣ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ'ዩ።
ኣብዚ ብተደጋጋሚ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዙሕ [...]

ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 June 2020
ንክሊ ማያት ዓለምና ኣብ ምዛር ዝነበሩ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ደሃዮም ዝጠፍኣሉ ናይ መወዳእታ ቦታ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቶም ደሃዮም ካብ ዝጠፍአ ወርሒን [...]

ኤርትራ ዘይብሉ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ ኣፍሪቃ (AfCFTA)፣ ኣብ ግብሪ እንተውዒሉ፣ ድሕሪ ኮረና ቫይረስ፣ ቁጠባ ንምሕዋይ ክሕዝግ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 02 June 2020
ኣህጉር ኣፍሪቃ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ (African Continental Free Trade Area - AfCFTA) ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝህሉ ቁጠባዊ ሕውየት ክሕግዝ ናብ ትግባረ ክ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርራን ሱዳንን ዝገለለ ናይ 105 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 02 June 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዘጋጠመ ናይ መነባብሮ ጸገማት ንምፍታሕ፣ ንኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 105.5 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ።
[...]

ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ’ያ
Radio Erena: 31 May 2020
ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ቤት ጽሕፈት ሚኒስተር ጉዳይ ስደተኛታት ግሪኽ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን [...]

ኣየርላንድ፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሳ
Radio Erena: 29 May 2020
መንግስቲ ኣየረላንድ፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ከምዝለገሰ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF) ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት [...]

ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ወራር ከካይድ ምዃኑ FAO ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 27 May 2020
ብናይ በረኻ ዝፍለጥ ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ወራር ከካይድ ተገሚቱ ከምዘሎ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO) ኣጠንቂቑ።
ብመሰረት እቲ ውድብ [...]

ቻይና፣ ንሓያሎ መራሒ ሃገራት ኣፍሪቃ ትስሊ ኣላ ተባሂላ
Radio Erena: 27 May 2020
ሄሪቴጅ ፋውንዴሽን ዝተባሃለ መጽናዕታዊ ትካል ኣብ ዘቕረቦ መርመራዊ ጸብጻብ፣ ቻይና ንሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምእትስልዮም ኣቓሊዑ።
ቻይና፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት [...]