Category: ዜና ኤርትራ

1 221 222 223 224 225 644 2230 / 6432
Dr. Yahia Jabir: An Eritrean saga

Dr. Yahia Jabir: An Eritrean saga

Radio Erena 04 August 2020 Friday 31 of July was Eid Al-Adha which also corresponded with the 50th anniversary of the fall of the first Eritrea [...]
ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም

ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም

Radio Erena: 02 August 2020 ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንዜጋታቶም ንምሕጋዝ ዝገብሩዎ ዘለዉ ቀጻሊ ወፈያ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም

Radio Erena: 31 July 2020 95 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ድሕሪ ምጽንሓ፣ መንግስቲ ማልታ ና [...]
ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ

ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ

Radio Erena: 30 July 2020 ኩባንያ ቻይና፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኣርባዕተ ፕሮጀክታት ካብ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ዚንጎን ነሓስን፣ እቲ ዝበዝሐ ናብ ቻይና ክልእኮ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ 'ሲሹዋን' ዝተባህለ ኩባንያ፣ ካብ ዝሓ [...]
“መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ

“መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 28 July 2020 ኣብዚ እዋን'ዚ መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ'ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ዝኾነ ዓለም፣ መንግስቲ ኤርትራ ንሰላምን ልምዓትን ከምዝሰርሕ ዝተፈልጠ'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስ [...]
ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ

ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ

Radio Erena: 28 July 2020 ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፣ ንኣዋርሕ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ ዘሎ እዋን፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ። ተቐዳዳማይ ብሽክ [...]
ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ

ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ

Radio Erena: 28 July 2020 ሓደ ኤርትራዊ ምስ ተወላዲ ጊኒ ብምዃን፣ ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ናብ ዘለዋ መኪና፣ ኣብ መጽናዒ ኣቑሑ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ድሕሪ ዘካየድዎ ፈተነ ብፖሊስ ተታሒዞም። እቶም [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 27 July 2020 ብሪጣንያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ዝውዕል ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፣ ብመንገዲ ውድብ [...]
ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ

ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ

Radio Erena: 26 July 2020 ኣውስትራልያዊ ትካል ዕደና ዳናካሊ፣ ኣብ ኤርትራ ጀሚሩዎ ዘሎ ምህናጽ ፕሮጀክት ፖታሽ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጅኡ ከምዘብጸሖ ተገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ፣ ሚኒስትሪ ጸዓትን ማዕ [...]
1 221 222 223 224 225 644 2230 / 6432