Category: ዜና ኤርትራ

1 210 211 212 213 214 634 2120 / 6336
ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም

ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም

Radio Erena: 17 August 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ቀጻሊ ዋሕዚ ናብ ስደት ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ምምህ [...]
ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ዝተኻየደ ዝርርብ ፍረ ኣይተረኽቦን

ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ዝተኻየደ ዝርርብ ፍረ ኣይተረኽቦን

Radio Erena: 16 August 2020 ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ ዘይተጻረየ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ኣብ መንጎ ሕቡራት ሃገራትን ኣልሑቲን ዝተኻየደ ዝርርብ ገና ፍረ ከምዘይተረ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 14 ነሓሰ ፈነወና።

ናይ ሎሚ ዓርቢ 14 ነሓሰ ፈነወና።

https://www.youtube.com/watch?v=eHuoIt_XQPs&feature=emb_title [...]
12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ “ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ” ብዝብል ቴማ  ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ “ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ” ብዝብል ቴማ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

Radio Erena: 13 August 2020 12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ። ኣብዛ፣ ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብዝብል መሪሕ ጥቕሲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተዘኪራ [...]
Abiy Ahmed: a duel on slippery grounds

Abiy Ahmed: a duel on slippery grounds

Radio Erena: 12 August 2020 Abiy Ahmed’s swift move against the Oromo political heavyweight Lemma Megerssa reveals the contours of the forthcom [...]
ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝወሰዶ ስጉምታት ከምዘየለ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ

ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝወሰዶ ስጉምታት ከምዘየለ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ

Radio Erena: 12 August 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝተወስደ ስጉምቲ ከምዘየለ እዋናዊ ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ። እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ት [...]
መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ ኣብ ዝብሃል ናይ ኣርሓታት ቅድድም Critérium du Dauphiné ክወዳደር’ዩ

መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ ኣብ ዝብሃል ናይ ኣርሓታት ቅድድም Critérium du Dauphiné ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 11 August 2020 ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ'ዩ ተባሂሉ ኣብ ዝግለጽ ውድድር Critérium du Dauphiné ክቀዳደም'ዩ። እዚ ምስ ካዛኪስታናዊት ክለብ ቅድድም ብሽክለታ [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 10 ነሓሰ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰኑይ 10 ነሓሰ 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=jVJBrk90h_0&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]
‘ስዉር ጥሜት የብቅዕ’፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ዲሲን ከባቢኣን

‘ስዉር ጥሜት የብቅዕ’፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ዲሲን ከባቢኣን

Radio Erena: 09 August 2020 መንግስቲ ኤርትራ ብምኽንያት ውሸባ ኣንጻር ኮቪድ 19፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ናይ ጥሜት መርበብ ኣጻዊዱ ብምባል ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን [...]
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ

ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ

Radio Erena: 09 August 2020 ሩስያ፣ ኣብ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ሚስጢራውያን ሰነዳት ኣመልኪቶም። ‘ቢልድ’ ሓደ ካብ ህቡባት ማዕከናት ዜና ጀርመን፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ [...]
1 210 211 212 213 214 634 2120 / 6336