Category: ዜና ኤርትራ

1 202 203 204 205 206 634 2040 / 6334
ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

Radio Erena: 11 October 2020 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ነበር፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ካናዳ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን መስሪቶሞ ዝጸንሑ ክሲ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ብዝተበጽሐ ሽምግልና (Settlemen [...]
ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 11 October 2020 ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበረ ግዜ ልዕሊ 1.55 ሚልዮን ሰባት ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣመልኪቱ። እቶም 1.29 ሚል [...]
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን  ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 October 2020 ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናይ ኤርትራን ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝርከቦም፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ን27 ሃ [...]
ትግርኛ ኣብ Google Translate

ትግርኛ ኣብ Google Translate

Radio Erena: 09 October 2020 ትግርኛ ኣብ Google Translate ብኸመይ? ምስ ኣቶ ቢንያም ገብረሚካኤል ዝተኻየደ ዕላል። https://www.youtube.com/watch?v=htSLewRYRL0&feature=em [...]
ናይ ሎሚ ሓሙስ 08 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሓሙስ 08 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 08 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=MtPiPuwVZbE&feature=emb_title [...]
ሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ተመዚዙ

ሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ተመዚዙ

Radio Erena: 07 October 2020 ኮሚሽንሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንሱዳናዊ ክኢላ ሕጊ፣ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ፍሉይ ልኡኽን ጸብጻብን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክኽውን መዚዝዎ። [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ቅድሚ’ዚ ናይ ኮረና ቫይረስ እዋን፣ ዝበዝሐ ዓምታዊ ጃምላዊ እቶት ዝጸንሐን ሃገራት መነ መን’የን? ዝተሓተኸ?

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ቅድሚ’ዚ ናይ ኮረና ቫይረስ እዋን፣ ዝበዝሐ ዓምታዊ ጃምላዊ እቶት ዝጸንሐን ሃገራት መነ መን’የን? ዝተሓተኸ?

Radio Erena: 07 October 2020 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝበዝሐ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶት ዘለዋ ሃገር ናይጀርያ'ያ። እዛ ካብ ነዳዲን ካልእን ዓመታዊ፣ ልዕሊ 446 ቢልዮን ዶላር ጃምላዊ እቶት ዘለዋ ሃገር፣ ብብዝሒ ህዝቢ' [...]
ኤርትራዊት ኣትለት መቕደስ ወልዱ፣ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንሲ ኣብ ዝተኻየደ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

ኤርትራዊት ኣትለት መቕደስ ወልዱ፣ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንሲ ኣብ ዝተኻየደ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

Radio Erena: 06 October 2020 ኤርትራዊት ኣትሌት መቕደስ ወልዱ፡ ብሰንበት 04 ጥቅምቲ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንሲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 13 ውድድር ፍርቒ ማራቶን ቀዳመይቲ ብምውጻእ ተሸላሚት ወርቒ ሜዳልያ ኮይና። [...]
1 202 203 204 205 206 634 2040 / 6334