Category: ዜና ኤርትራ

1 191 192 193 194 195 634 1930 / 6331
ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርትን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርትን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 08 December 2020 ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝተወግኡ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርቲን ናብ ዓዶም ተፋንዮም። ኣብ ሆስፒታላት ተሰነይን ባረ [...]
UN Negotiates the Use of Eritrean Ports for humanitarian aid in Tigray

UN Negotiates the Use of Eritrean Ports for humanitarian aid in Tigray

Radio Erena: 07 December 2020 Diplomatic sources confirmed to Radio Erena the current negotiations between the United Nations and Eritrea for u [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ክልል ትግራይ ዝልእኮ ሰብኣዊ ሓገዛት ወደባት ኤርትራ ክጥቀም ከምዝኽእል ተገሊጹ

ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ክልል ትግራይ ዝልእኮ ሰብኣዊ ሓገዛት ወደባት ኤርትራ ክጥቀም ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 07 December 2020 ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ክልል ትግራይ ዝልእኮ ሰብኣዊ ሓገዛት ወደባት ኤርትራ ንኽጥቀም ኣብ ምዝርራብ ከምዘሎ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ኣህጉራዊ ትካ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት 26 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣመንቲ መሰኻኽር ጂሆቫ ተፈቲሖም

ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት 26 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣመንቲ መሰኻኽር ጂሆቫ ተፈቲሖም

Radio Erena: 07 December 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት 26 ዓመታት ብዘይሕጋዊ ኣገባብን መስርሕ ፍርዲን ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 28 ኣመንቲ መሰኻኽር ጂሆቫ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ተፈቲሑም። እቶም ብዘይካ እምነቶ [...]
ካብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ዝሃደሙ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጎንደር ይከላበቱ  ምህላዎም ተሓቢሩ

ካብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ዝሃደሙ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጎንደር ይከላበቱ ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 December 2020 ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ጎንደርን ካልእ ውሑስ ዝበልዎ ከባቢታትን ይሃድሙ ኣለዉ። ዛጊት ኣሽሓት ኤርትራውያን፣ "ዝረኸበ ይርከበና [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ናብ ዘይቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ረዲኤት ክባጻሕ ጻውዒት ቀሪቡ

መ.ኢትዮጵያ፣ ናብ ዘይቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ረዲኤት ክባጻሕ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 06 December 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ከምዝተሰማመዐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ትካላት ረዲኤት ናብ መላእ’ቲ ዞባ ክበጽሓ ጻውዒት ቀሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብረቡዕ [...]
“ሚሊሻታት፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።” ነባሪት መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ

“ሚሊሻታት፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።” ነባሪት መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ

Radio Erena: 04 December 2020 "ሚሊሻታት ትግራይ፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።" ሕቶ ጋዜጠኛ፣- ሚሊሻታት ትግራይ ምዃኖም ብኸመይ ፈሊጥኩም? ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ኣብ ህሉው ኩነታት መዓስከር ዓዲ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ምውፋር ሰራዊት ናብ ትግራይ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ህዝቢ ደም ክልግስ ጽዑቕ ጎስጓስ ይካይድ ኣሎ

ኤርትራ፣ ምውፋር ሰራዊት ናብ ትግራይ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ህዝቢ ደም ክልግስ ጽዑቕ ጎስጓስ ይካይድ ኣሎ

Radio Erena: 04 December 2020 ኤርትራ፣ ኣብ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰሜን፣ ድጋፍ ሂባን ካብ መሬታ ተበጊሱ መጥቃዕቲ ከካይድ ሓጊዛን ጥራይ ዘይኮነ፣ ሰራዊታ'ውን ኣብቲ ኵናት [...]
UNHCR፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

UNHCR፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

Radio Erena: 04 December 2020 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ኣፈ [...]
1 191 192 193 194 195 634 1930 / 6331