Category: ዜና ኤርትራ
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሩር፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን መድሃኔኣለም ዝፈጸሞ ግፋ መዘምራን ዝርከብዎም መንእሰያትን ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 05 September 2022
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ፣ ከባቢ ሰገነይቲ፣ ኣብ ኣኽሩር ኣብ እትርከብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን መድሃኔኣለም ዝፈጸሞ ጃምላዊ ግፋ መዘምራን ካልኦት መንእሰያትን፣ ኣብ ዲ [...]
Half of the 8th Grade Students Fail Their Certificate Exams
Radio Erena News, 05 September 2022
Eritrean News Agency quoted the Ministry of Education statement that only 50.4% of the students p [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ካብ ዝተሳተፉ ልዕሊ 54 ሽሕ ተማሃሮ እቶም ኣስታት ፍርቂ ተሪፎም
Radio Erena: 05 September 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2021/2022 ካብ ዝተሳተፉ ተመሃሮ፡ ብማእከላይ ገምጋም 50.4ሚእታዊት ጥራይ ከምዝሓለፉ፣ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ትም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: 04 September 2022
Radio Erena · ሰንበት 2022
[...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም
Radio Erena: 04 September 2022
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም።
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራር ሃገራት (UNHCR)፣ ብ2 መ [...]
ሳላ ኣወል ስዒድ ተበራቢርና።” ሰናይት ሓዲሽ (ሰኑ ንሓመዳ)
Radio Erena: 03 September 2022
https://www.youtube.com/watch?v=Gq5o0HJz9UE [...]
ኤርትራ፣ ዳግም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ምስታፋ ኣመሪካ ኮኒና
Radio Erena: 03 September 2022
ኤርትራ፣ ዳግማይ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ተወሊዑ ኣብ ዘሎ ኵናት ትሳተፍ ምህላዋ ኣመሪካ ኮኒና።
ኣመሪካ ብዘይካ'ዚ፣ ህወሓት ኣብ ካልእ ክልላት ኢትዮጵያ መጥቃዕ [...]
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓባር ብወገን ሰሜን ትግራይ፤ ሓድሽ ግንባር ከፊቶም ክብሉ፤ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም
Radio Erena: 02 September 2022
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓባር ብወገን ሰሜን ትግራይ፤ ሓድሽ ግንባር ከፊቶም ክብሉ፤ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም።
ወሃብ ቃል ህወሓት ጌታቸው ረዳ፤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታ [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ
Radio Erena: 01 September 2022
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ።
ምጅማር ንሓርነታዊ ቃልሲ ዝፈለመት ባሕቲ መስከረም 1961፣ ህዝቢ ኤር [...]
ብምምሕዳር ከተማ ጊሰን ዳግማይ ክካየድ ፍቓድ ዝረኸበ ፈስቲቫል ህግደፍ፣ ተሰሪዙ
ብምምሕዳር ከተማ ጊሰን ዳግማይ ክካየድ ፍቓድ ዝረኸበ ፈስቲቫል ህግደፍ፣ ተሰሪዙ።
እቲ ንዕለት 3 መስከረም ተወዲቡ ዝነበረ በዓል ደገፍቲ ህግደፍ ዝተሰረዘሉ ምኽኒያት፣ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ብዝሃቦ ትእዛዝ መሰረት ምዃኑ፣ ካብ ምምሕዳ [...]