Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 62 63 64 65 66 386 640 / 3855
ሶማል ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዘሎ ናይ ኣጽዋር እገዳ ክለዓል ሓቲታ

ሶማል ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዘሎ ናይ ኣጽዋር እገዳ ክለዓል ሓቲታ

Radio Erena: Sunday, 25 June 2023 ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ክለዓለሉ ንቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ። ንሱ ብ22 ሰነ ምስ ወከልቲ ናይቲ ቤት [...]
ፕረዚደንት ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ዋግነር ተሪር ስጉምቲ ከም ዝወስድ ኣጠንቂቑ

ፕረዚደንት ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ዋግነር ተሪር ስጉምቲ ከም ዝወስድ ኣጠንቂቑ

Radio Erena: Sunday, 25 June 2023 ፕረዚደንት ሩስያ ብላድሚር ፑቲን፣ ዕጡቕ ጉጅለ ዋግነር ንዝወሰዶ ስጉምቲ ተሪር ግብረመልሲ ክህበሉ ምዃኑ ኣጠንቂቑ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዘጠንቐቐ፣ ሩስያ ኣብ ዩክሬይን [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝተፈላለያ መንገድታት ኣየር ዘዋህለሎ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ ብህጹጽ ክኸፍል ተሓቲቱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝተፈላለያ መንገድታት ኣየር ዘዋህለሎ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ ብህጹጽ ክኸፍል ተሓቲቱ

Radio Erena: Friday 23 June 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝተፈላለያ መንገድታት ኣየር፣ በብእዋኑ ከዋህልሎ ዝጸንሐ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ፣ ብህጹጽ ክኸፍል ኣህጉራዊ ማሕበር መጓዓዝያ ኣየር (IATA ) ሓቲቱ [...]
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ሶማል ዘትዮም

ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ሶማል ዘትዮም

Radio Erena: 22 June 2023 ብኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ምምሕዳር ዋሽንግተን ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉ ኩነታት እ [...]
ኢትዮጵያ፣ ተቛሪጹ ዘሎ ረዲኤት ዝመጽእ ወርሒ ገለ ክፋሉ ንምጅማር ተስፋ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ተቛሪጹ ዘሎ ረዲኤት ዝመጽእ ወርሒ ገለ ክፋሉ ንምጅማር ተስፋ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: 22 June 2023 ምስ ስርቅን ምጥፍፋእን ተተሓሒዙ ተቛሪጹ ዝርከብ ናብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ረዲኤት፣ ዝመጽእ ወርሒ ሓምለ ክጅምር ትጽቢት ከምዘሎ፣ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ተሓጋጋዚት ዋና ዳይ [...]
ብደረጃ ዓለም፣ ልዕሊ 100 ሚልዮን ህዝቢ ካብ ቤት ንብረቱ ተመዛቢሉ ይነብር ከምዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት UNHCR ኣፍሊጡ

ብደረጃ ዓለም፣ ልዕሊ 100 ሚልዮን ህዝቢ ካብ ቤት ንብረቱ ተመዛቢሉ ይነብር ከምዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት UNHCR ኣፍሊጡ

Radio Erena: Wednesday 21 June 2023 እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብምኽንያት 20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ ብዝሒ ካብ መነበባርኡ ናይ ዝተመዛበለ ህዝቢ ምስ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመታት [...]
ኡጋንዳ፣ ምስ ዳዕሽ ምትእስሳር ከምዘዎም ዝተገልጹ ዕጡቓት ልዕሊ 42 ሰባት ቀቲሎም

ኡጋንዳ፣ ምስ ዳዕሽ ምትእስሳር ከምዘዎም ዝተገልጹ ዕጡቓት ልዕሊ 42 ሰባት ቀቲሎም

Radio Erena: Wednesday 21 June 2023 ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ዝመደበሮም ዝተባህሉ ዕጡቓት፣ ኣብ ምዕራባዊ ኡጋንዳ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 42 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። ኣብ'ቲ ብ16 ሰነ [...]
ሱዳን፣ ብመሪሕነት ኬንያ ንዝቐረበ ተበግሶ ሽምግልና ኢጋድ ነጺጋ

ሱዳን፣ ብመሪሕነት ኬንያ ንዝቐረበ ተበግሶ ሽምግልና ኢጋድ ነጺጋ

Radio Erena: Sunday 19 June 2023 ዞባዊ ውድብ ኢጋድ፣ ንጉዳይ ሱዳን ንምሽምጋል ንዘቖሞ ኮሚቴ፡ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ ንኽመርሖ ንዝቐረበ እማመ፣ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ መንግስቲ ነጺ [...]
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ተቐቲሎም

ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ተቐቲሎም

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ከምዝተቐትሉ፣ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ። ኣብ ሓለዋን ኮለናን ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ፣ ብመካይን እናተጓዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን ሞቝሰልትን ኮይኖም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን ሞቝሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: 15 June 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ምዕራብ ጎጃም ኣብ ዝርከብ ሓያሎ ከባቢታት ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ህዝብን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝሞቱን ከምዝቖሰሉን ዝተፈላለያ [...]
1 62 63 64 65 66 386 640 / 3855