Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 56 57 58 59 60 386 580 / 3855
ኒጀር፤ ኤኮዋስ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዘካየዱ ሓይልታት ማዕቀብ ኣንቢሩ

ኒጀር፤ ኤኮዋስ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዘካየዱ ሓይልታት ማዕቀብ ኣንቢሩ

Radio Erena: Monday, 31 July 2023 ምትእኽኻብ ሓባራዊ ቁጠባ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ፤ ኣብ ኒጀር፤ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዘካየዱ ሓይልታት ማዕቀብ ኣንቢሩ። ኤኮዋስ፤ ብዓርቢ 28 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንግብጺ እትልግሰላ ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንግብጺ እትልግሰላ ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: Monday, 31 July 2023 11 ሰኔተራት ኣመሪካ ናብ ጸሓፊ ጉዳያት'ታ ሃገር ኣብ ዝለኣኹዎ ወግዓዊ ደብዳቤ፤ ምምሕዳር ኣል ሲሲ ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ዘርኣዮ ድኽመት፤ ናብ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ደረ [...]
ምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ነበርቲ ከተማ ካርቱም ኣባይቶም ገዲፎም ክወጹ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ነበርቲ ከተማ ካርቱም ኣባይቶም ገዲፎም ክወጹ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: Monday, 31 July 2023 ምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ነበርቲ ደቡባዊ ክፋል ከተማ ካርቱም፤ መንበሪ ኣባይቶም ገዲፎም ክወጹ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፉ ተገሊጹ። እቶም ምልሻታት ብሰንበት 30 ሓምለ ገዛ ገ [...]
‘ኣል ቡርሃን ካብ ስልጣን እንተወሪዱ፣ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ሰላም ክኸውን’ዩ’፣ ሕመቲ

‘ኣል ቡርሃን ካብ ስልጣን እንተወሪዱ፣ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ሰላም ክኸውን’ዩ’፣ ሕመቲ

Radio Erena: Friday, 30 July 2023 መራሒ ምልሻ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፤ ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ሰራዊት ካብ መዝነቶም እንተወሪዶም፤ ዕርቂ ክገብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ። ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢን ካሜራን ተሰዊ [...]
ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ሕማም ኮሌራ የስፋሕፍሕ

ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ሕማም ኮሌራ የስፋሕፍሕ

Radio Erena: Friday, 30 July 2023 ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ፤ ሕማም ኮሌራ ኣስፋሕፊሑ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። WHO ብዓርቢ 28 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ እቲ ዝሓለፈ ዓመት ከምዝጀመረ ዝገ [...]
ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ብሓሙስ 27 ሓምለ ብድምጺ ከቢድ ብረትን ሮኬታትን ተናዊጻ ውዒላ

ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ብሓሙስ 27 ሓምለ ብድምጺ ከቢድ ብረትን ሮኬታትን ተናዊጻ ውዒላ

Radio Erena: Friday,28 July 2023 ህዝቢ ከተማ ካርቱም፣ ብሓሙስ 27 ሓምለ ብድምጺ ከቢድ ብረትን ሮኬታትን ተናዊጹ ከምዝወዓለ፣ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ። ምልሻ ፈጣን ሓይልታት ኣብቲ ዕለት’ቲ ኣብ ዘው [...]
ኒጀር፣ ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ

ኒጀር፣ ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ

Radio Erena: Friday,28 July 2023 ኣብ ኒጀር፣ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ዕልዋ መንግስቲ ኣካዪዶም። መራሒ ናይቲ ዕልዋ ኮሎኔል ኣማዱ ዓብድራማን ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ብምዃን ኣ [...]
ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ፈደራል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን

ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ፈደራል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን

Radio Erena: Thursday,27 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ዓሌት ዝሰረቱ ግርጭት ኣብ በበይኑ ከባቢታት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ፈደራል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክብላ ማዕከናት ዜ [...]
ሱዳን፣ 18 ሰራሕተኛታት ረዲኤት ከምዝተቐትሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ሱዳን፣ 18 ሰራሕተኛታት ረዲኤት ከምዝተቐትሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: Thursday,27 July 2023 ኲናት ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝጅምር ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ፣ 18 ሰራሕተኛታት ረዲኤት ከምዝተቐትሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ ውድ [...]
መስርሕ ምእላይ ነዳዲ፣ ናይታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተበላሸወት መርከብ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ

መስርሕ ምእላይ ነዳዲ፣ ናይታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተበላሸወት መርከብ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday,27 July 2023 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ነዳዲ ከይተዙርቕ ተሰጊኣ ካብ ዝጸንሐት ዝተባላሸወት መርከብ፣ ጽዕነታ ክኣልይ ከምዝጀመረ ካብ የመን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። [...]
1 56 57 58 59 60 386 580 / 3855