Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 373 374 375 376 377 385 3750 / 3847
ቻይና ሓይሊ ባሕሪ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

ቻይና ሓይሊ ባሕሪ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

         Radio Erena: 12 July 2017        ቻይና ወተሃደራዊ ሓይሊ ባሕሪ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ።          ሚኒስትሪ ምክልኻል ቻይና ትማሊ 11 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ቻይና ኣብ ጂቡቲ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃ [...]
ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ዶብ ኬንያ ብምስጋር ትሽዓተ ሰላማውያን ሰባት ቀቲሉ

ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ዶብ ኬንያ ብምስጋር ትሽዓተ ሰላማውያን ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 11 July 2017 ኣብ ሶማልያ ዝንቀሳቐስ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ዶብ ኬንያ ብምስጋር ትሽዓተ ሰላማውያን ሰባት ቀቲሉ። እቲ ሽበራዊ ጉጅለ ዝሓለፈ ቀዳም 8 ሓምለ፣ ጂማ ኣብ ዝተባህለት ኬንያዊት ቁሸት ብምእታው ንትሽ [...]
ሶማልያ፣ መስርሕ ምምራጽ ኮሚሽነራት ሰብኣዊ መሰላት ጀሚራ

ሶማልያ፣ መስርሕ ምምራጽ ኮሚሽነራት ሰብኣዊ መሰላት ጀሚራ

Radio Erena: 11 July 2017 ሶማልያ፣ መስርሕ ምምራጽ ኮሚሽነራት ሰብኣዊ መሰላት ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። እቲ ብሰምበት 9 ሓምለ ዝወጸ መግለጺ ከምዝሕብሮ፣ ሃገራዊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሶማልያ ካብ መንግስታዊ ትካል’ታ ሃገር [...]
ኣብ የመን ኣስፋሕፊሑ ሕማም ሸሮኽ እትሕተተሉ ስዑዲ ዓረብ እያ፣ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ

ኣብ የመን ኣስፋሕፊሑ ሕማም ሸሮኽ እትሕተተሉ ስዑዲ ዓረብ እያ፣ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ

        Radio Erena: 10 July 2017              ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ፣ ኣብ የመን ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ሸሮኽ እትሕተተሉ ስዑዲ ዓረብ እያ ክብል [...]
ሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ረኺበን

ሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ረኺበን

ኮሚሽን ኤውሮጳ ንሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ሰሊዑ።        እቲ ኮሚሽን በልጅዩም ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዕለት 7 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኬንያን [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንኣልበሽር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል ክሲ ቀሪቡ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንኣልበሽር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል ክሲ ቀሪቡ

Radio Erena: 07 July 2017 ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ዝተኸሰ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር፣ ደቡብ ኣፍሪቃ ገይሹሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ እታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትያ ናብቲ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 07 July 2017 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተገሊጹ። ብረቡዕ 5 ሓምለ ካብ ምክልኻል ኣመሪካ ዝወጸ መግለጺ ከምዘመል [...]
ፕረዚደንት ኬንያታ ምስ መወዳድርቱ ክከራኸር ኣብ ተለቪዥን ከምዘይቀርብ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ኬንያታ ምስ መወዳድርቱ ክከራኸር ኣብ ተለቪዥን ከምዘይቀርብ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 06 July 2017 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ብቐጥታ ብተሌቪዥን ኣብ ዝመሓላለፍ ክትዕ ምስ መወዳድርቱ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክካየድ ተወጢኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሕጹ [...]

ኢትዮጵያ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት 120 ሶማላውያን ናጻ ክትሰዶም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ኣፍሊጡ

ኢትዮጵያ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት 120 ሶማላውያን ናጻ ክትሰዶም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሓሰን ዓሊ ክያር ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐነየሉ ምስ ሰበስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምዝር [...]
ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም

ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም

ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝሳቐዩ ዘለዉ ህጻናት ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም ምህላዉ ዪኒሴፍ ኣጠንቂቑ። ዪኒሴፍ ብዕለት ሓደ ሓምለ ካብ ጀኔቫ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለጺ፣ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 2 [...]
1 373 374 375 376 377 385 3750 / 3847