Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 368 369 370 371 372 386 3700 / 3855
ን38 ዓመታት ንኣንጎላ ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ስልጣኑ ሓድሽ ንዝተመርጸ ፕረዚደንት ኣረኪቡ

ን38 ዓመታት ንኣንጎላ ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ስልጣኑ ሓድሽ ንዝተመርጸ ፕረዚደንት ኣረኪቡ

Radio Erena: 29 September 2017 ን38 ዓመታት ንኣንጎላ ዝመርሐ ፕረዚደንት ጆሴ ኤድዋርዶ ዶ ሳንቶስ፣ ሓድሽ ንዝተመርጸ ፕረዚደንት ዦዋ ሎረንሶ ኣረኪቡ። ይኹን'ምበር ፕረዚደንት ነበር ኤድዋርዶ ዶ ሳንቶስ፣ ስልጣኑ ሚኒስተ [...]
ገደብ ዕድመ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ናዕቢ ይፈጥር

ገደብ ዕድመ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ናዕቢ ይፈጥር

Radio Erena: 26 September 2017 ኣብ ኡጋንዳ፣ ገደብ ዕድመ ፕረዚደንት ከዘራርብ ድሕሪ ምጽንሑ፣ ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ንምዝታይ ኣብ መንጎ ዝተኣከቡ ኣባላት ፓርላማ ባእስን ዕግርግርን ፈጢሩ። ኣባላት ፓርላማ ኡጋንዳ ብሰሉስ 26 [...]
ስዑዲ ዓረብ ደቂንስትዮ መኪና ክመርሓ ዝፈቅድ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

ስዑዲ ዓረብ ደቂንስትዮ መኪና ክመርሓ ዝፈቅድ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

Radio Erena: 28 September 2017 ስዑዲ ዓረብ ደቂንስትዮ መኪና ክመርሓ ዝፈቅድ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ። ብመሰረት እቲ ብትእዛዝ ንጉስ ሳልማን ዝወጸ ሓድሽ ኣዋጅ፣ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት፣ ካብ ወርሒ ሰነ 2018 ኣትሒዙ፣ ደቂን [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ዝተሰነዐ ስእሊ ንጉስ ፈይሰል ዘለዎ ናይ ታሪኽ መምሃሪ መጻሕፍቲ የዛርብ

ስዑዲ ዓረብ፣ ዝተሰነዐ ስእሊ ንጉስ ፈይሰል ዘለዎ ናይ ታሪኽ መምሃሪ መጻሕፍቲ የዛርብ

Radio Erena: 26 September 2017 ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዘዳለወቶ ናይ ታሪኽ መምሃሪ መጻሕፍቲ፣ ንጉስ ፈይሰል ምስ ሓደ ካብ ገጸ ባህሪ ፊልም ስታር ዎርስ ዝኾነ "ዮዳ" ኮፍ ኢሉ ዘርኢ ስእሊ ብጌጋ ምዝርግሑ ኣብታ ሃገር የዛርብ [...]
ሱዳን ንኢትዮጵያዊ ጀነራል ናይ ወተሃደራዊ ዓወት መዓርግ ሽልማት ሂባ

ሱዳን ንኢትዮጵያዊ ጀነራል ናይ ወተሃደራዊ ዓወት መዓርግ ሽልማት ሂባ

Radio Erena: 24 September 2017 መንግስቲ ሱዳን ንኢትዮጵያዊ ጀነራል ሳሞራ መሓመድ የኑስ፣ ናይ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ዓወት መዓርግ ሽልማት ከምዝሃበት ተገሊጹ። ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ሳሞራ መሓመድ የኑስ ነቲ [...]
ሚኒስተር ፋይናንስ ዚምባብወ፣ ብዛዕባ ቤተሰብ ፕረዚደንት ሙጋቤ ዝገዝኡዎ ክቡር ንብረት ዝፈልጦ የብለይን ይብል

ሚኒስተር ፋይናንስ ዚምባብወ፣ ብዛዕባ ቤተሰብ ፕረዚደንት ሙጋቤ ዝገዝኡዎ ክቡር ንብረት ዝፈልጦ የብለይን ይብል

Radio Erena: 24 September 2017 ሚኒስተር ፋይናንስ ዚምባብወ፣ ብዛዕባ ቤተሰብ ፕረዚደንት ሙጋቤ ዝገዝኡዎ ክቡር ንብረት ዝፈልጦ ከምዘይብሉ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ በዓልቲ ቤት ሙጋቤ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝገዝኣቶ [...]
ኡጋንዳ፣ ምምሕያሽ ዕድመ ፕረዚደንት ኣብ ዘካትዓሉ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ ኣንጻሩ ንዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ ኣጊዱ

ኡጋንዳ፣ ምምሕያሽ ዕድመ ፕረዚደንት ኣብ ዘካትዓሉ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ ኣንጻሩ ንዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ ኣጊዱ

Radio Erena: 22 September 2017 ፖለቲከኛታት ኡጋንዳ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ሰፊሩ ንዘሎ ዕድመ ፕረዚደንት ምምሕያሽ ክግበረሉ ኣብ ዝብል ነጥቢ ይካታዓሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ እታ ሃገር ኣንጻር እቲ መደብ ክካየድ ዝተወ [...]
ሶማላውያን ስደተኛታት ካብ የመን ናብ ዓዶም ናይ ምምላስ መስርሕ ተጀሚሩ

ሶማላውያን ስደተኛታት ካብ የመን ናብ ዓዶም ናይ ምምላስ መስርሕ ተጀሚሩ

Radio Erena: 21 September 2017 ኣብ የመን ዝርከቡ ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ናይ ምምላስ መስርሕ ከምዝተጀመረ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - UNHCR ኣፍሊጡ። ብኵናት ኣብ እትሕመስ ዘላ የመን ልዕ [...]
ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሃራረ፣ ስሙ ናብ ሮበርት ሙጋቤ ክቕየር’ዩ

ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሃራረ፣ ስሙ ናብ ሮበርት ሙጋቤ ክቕየር’ዩ

Radio Erena: 21 September 2017 ኣብ ዚምባብዌ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሃራረ፣ ስሙ ናብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሮበርት ሙጋበ ክቕየር ምዃኑ በዓል መዚ ኣቭየሽን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 24 ነፈርቲ ውግኣት ንምሽማት ትሰማማዕ

ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 24 ነፈርቲ ውግኣት ንምሽማት ትሰማማዕ

 Radio Erena: 19 September 2017 ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምትፍናን እትርከብ ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 'ዮሮ ታይፉን' ዝዓይነተን 24 ነፈርቲ ውግእ ንምሽማት ስምምዕ ከምዝኸተመት ተሓቢሩ። ብሪጣንያ ኣቐዲማ'ውን ኣስ [...]
1 368 369 370 371 372 386 3700 / 3855