Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ግብጽን ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 11 February 2018 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ግብጽን ብሓሙስ ሸሞንተ ለካቲት ርክብ ኣካዪዶም። ብመሰረት’ቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበጽሐ ዘተ ናይ ምቕጻል ስምምዕ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱ [...]
ኢራንን ምንቅስቓስ ሑቲ ናይ የመንን ዘተ ኣካዪዶም
Radio Erena: 11 February 2018 ኢራንን ምንቅስቓስ ሑቲ ናይ የመንን ዘተ ኣካዪዶም። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን መሓመድ ጃቫድ ዛሪፍ፣ ምስ ወሃብ ቃል ሑቲ፣ ትማሊ 10 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ርክብ፣ ኣብ የመን ወሪዱ ዘሎ ሰ [...]
ሕ/ኢ ዓረብ፣ ርእሰ ቅትለት ዝፍጽማ ኢትዮጵያውያን እናበዝሓ ይመጻ ከምዘለዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 February 2018 ኣብ ሕቡራት ኢማራት ኣብ ናይ ገዛ ስራሕ ተዋፊረን ካብ ዝርከባ ኢትዮጵያውያን፣ ርእሰ ቅትለት ናይ ዝፍጽማ ብዝሒ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ቆንስል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ [...]
ፕረደዚንት ሱዳን ፣ ምስ ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ብዶባት ዝካየድ ንግዲ ክቕጽል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ
Radio Erena: 08 February 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ምስ ኩለን ጎረባባቲ ሃገራት ብዶባት ዝካየድ ንግዲ ክቕጽል ትእዛዝ ከምዘመሓለላፈ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን- ሱና ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ብዝሃቦ ሓበ [...]
ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ኣምባሳደራ ስሒባ
Radio Erena: 08 February 2018 ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ተሓቢሩ። እታ ሃገር ኣምባሳደራ ክትስሕብ ዝወሰነት፣ ምምሕዳር ትራምፕ ብ2 ለካቲት ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ናይ ኣጽዋር መሸጣ እገዳ ድሕ [...]
ሱዳን፣ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣብ ባንክታት ብ34 % ወሲኹ
Radio Erena: 06 February 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣጋጢምዎ ንዘሎ ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራን ዝቕባበን ንምቅላል፣ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ብመንጽር ሃገራዊ ባጤራ ብ34 ሚእታዊት ወሲኽሉ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንሓደ ዶላር [...]
ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዳግማይ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 04 February 2018 ካልኣይ ዙር ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ክጅምር ምዃኑ ተሓቢሩ። ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ፣ እቲ ካብ 5 ክሳብ 16 ለካቲ [...]
ኬንያ: ኣርባዕተ መደበራት ቴሌቪዥን ፈነወ ንኸየካዪዳ ብመንግስቲ ተኣጊደን
Radio Erena: 04 February 2018 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኬንያ ኣርባዕተ መደበራት ቴሌቪዥን ፈነወ ንኸየካዪዳ ብመንግስቲ ምእጋደን ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። እቲ ባይቶ ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣ [...]
ኵናት ሓድሕድ ሰራዊት መንግስቲ የመን ይቕጽል፣ ብኢማራት ዝድገፉ ዕጡቓት ንዝበዝሐ ክፋል ከተማ ዓደን ይቆጻጸሩ
Radio Erena: 02 February 2018 ካብ ሰራዊት መግስቲ የመን ዝተፈንጨሉን ብሕቡራት ኢማራት ዝድገፉን ዕጡቓት ንዝበዝሐ ክፋል ከተማ ዓደን ከምዝተቖጻጸሩ ይግለጽ ኣሎ። እቶም ዕጡቓት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስቲ ሓቢሮሞ ዝጸንሑ ሰ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሓንቲ ካብተን ዝበዝሑ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ዘዋፍራ ሃገራት ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 02 February 2018 ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብተን ዝበዝሑ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ዘዋፍራ ሃገራት ምዃና ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ልዕሊ 8300 ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣዋፊራ ከም [...]