Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፕረዚደንት ሱዳን ናብ ግብጺ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 20 March 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ግብጺ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ትማሊ ሰኑይ 19 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ካይሮ ዑደቱ ምስ ፕረዚደንት ግብ [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ መራሒ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ተረቁሑ
Radio Erena: 20 March 2018 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ መራሒ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ከምዝተረቁሐ ባይቶ ኤውሮጳ ካብ ቤልጁም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ባይቶ ኤውሮጳ ንቱሪዚምን ንግድን [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዘይርጉእ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምፍታሕ ሓገዙ ከበርክት ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 18 March 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዘይርጉእ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምፍታሕ ሓገዙ ከበርክት ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ። ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ምስ [...]
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ንጉዳይ ኬንያ ዳግማይ ክርእይ እዩ
Radio Erena: 18 March 2018 ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፣ ዕሽሽ ኢሉዎ ንዝጸንሐ ጉዳይ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታን ምኽትሉን ዳግማይ ከበጋግሶ ጀሚሩ ከምዘሎ ካብ ዘ ሄግ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ [...]
ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘተ ኣካዪዶም
Radio Erena: 16 March 2018 ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘተ ኣካዪዶም። እቲ ብረቡዕ 14 መጋቢት ኣብ ከሰላ ዝተኻየደ ዘተ፤ ኣብ ሰሰለስተ ወርሒ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ከምዝካየድ ሱዳናዊ ወተሃደራዊ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሶማሊላንድ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ ምኻና ካብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ
Radio Erena: 16 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሶማሊላንድ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ ምኻና ካብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣምሳያ ናይቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ከባቢ ወደባዊት ከተማ በርበራ [...]
ባይቶ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ዱባይ፣ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕ ወደብ በርበራ ብዓብላሊ ድምጺ ነጺግዎ
Radio Erena: 15 March 2018 ባይቶ ሶማል፣ DP World ናይ ዱባይ፣ ኢትዮጵያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ንወደብ በርበራ ኣመልኪተን ዝኸተምኦ ስምምዕ ብዓብላሊ ድምጺ ነጺግዎ። ማዕከናት ዜና ሶማል ካብ ሞቛድሾ ኣብ ዘቕረብ [...]
ጅቡቲ፣ ብDP World ናይ ዱባይ ዝመሓደር ዝነበረ ወደብ ዶራለ ንናይ ሲንጋፖር ትካል ኣረኪባቶ
Radio Erena: 14 March 2018 መንግስቲ ጅቡቲ፣ ነቲ ብDP World ናይ ዱባይ ዝመሓደር ዝነበረ ናይ ኮንተይነር ተርሚናል ወደብ ዶራለ፣ Pacific International Lines (PIL) ንዝተባህለ ናይ ሲንጋፖርት ትካል [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር ኣብ ሱዳን ሃንደበታዊ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 14 March 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር መሓመድ ቢን ዓብዱራሕማን ኣልታኒ፣ ኣብ ሱዳን ሃንደበታዊ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ጋዜጣ ኣሻርቕ ኣልውሳጥ ሓቢራ። እቲ ሚኒስተር ብ11 መጋቢት ናብ ካርቱም ድሕሪ ምእታው፣ [...]
ሩስያ ንኢትዮጵያ ናይ ኑክልየር ጸዓት ክትሰርሓላ’ያ
Radio Erena: 11 March 2018 ሩስያ ንኢትዮጵያ ናይ ኑክልየር ጸዓት ክትሰርሓላ ምዃና ተገሊጹ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርገይ ላቭሮቭ ምስ ላዕለዎት ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ድሕሪ ዘካየዶ ርክብ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ [...]