Category: ኣህጉራዊ ዜና
መበል 29 ስሩዕ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ስዑዲ ተኻይዱ
Radio Erena: 17 April 2018 መበል 29 ስሩዕ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ብ15 ሚያዝያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ድሃህራን ተኻይዱ። እዚ መራሕቲ 16 ሃገራት ዓረብ፣ ወከልቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕቡራት ሃገራት [...]
ሕ/ኢ/ዓረብ ንሶማል እትገብሮ ወትሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ
Radio Erena: 17 April 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንሶማል እትገብሮ ዝነበረት ወትሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነቲ ካብ 2014 ኣትሒዙ ኣብ ስልጠና ዘተኮረ ወትሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለት ትገልጽ ዘላ [...]
ሱዳን፣ ሓድሽ ቅዋም ክትነድፍ’ያ
Radio Erena: 15 April 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ መወዳእታ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ፣ ሓድሽ ቅዋም ንምንዳፍ ዝምዘዝ ኮሚቴ ከቕውም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ዜና ሱዳን ኣሕመድ ቢላል ዑስማን ብዓርቢ 13 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቁጽሪ ኣብ ሶማልያ ናይ ዘሎ ዓቃብ ሰላም ከጉድል እዩ
Radio Erena: 15 April 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቁጽሪ ናይቲ ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ዘሎ ዓቃብ ሰላም ዝጎድለሉ መደብ ከምዝሓንጸጸ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ትማሊ ቀዳም 14 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ብመሰረት ባይቶ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ ሕ/ኢ/ዓረብ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 13 April 2018 ብሚኒስተር ጸዓት ሱሀይል ኣል ማዝሩኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ልኡኽ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝጸንሓሉ ሰለስተ መዓልታት ምስ ፕረዚደንት ዑመር ሓሰን [...]
ባይቶ ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰባኣዊ መሰላት ዝኹንን ውሳኔ ኣጽዲቑ
Radio Erena: 12 April 2018 ባይቶ ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ውሳኔ ከምዘጽደቖ ተሓቢሩ። እቲ ብውሳኔ ገዛ 128 ዝፍለጥ ሰነድ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣጽኒዕዎ ዘሎ ናይ ህጹጽ እዋን ኣ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ኣዚዚ
Radio Erena: 12 April 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ብሰሉስ 10 ሚያዝያ ከምዝኣዘዘ ንቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። እቶም ብትእ [...]
ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቛድሾ ዝተታሕዘ 10 ሚልዮን ዶላር ናብ ሰራዊት ዝተላእከ ምዃኑ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ገሊጻ
Radio Erena: 12 April 2018 ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቛድሾ ዝተታሕዘ 10 ሚልዮን ዶላር ናብ ሰራዊት እታ ሃገር ዝተላእከ ምዃኑ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ኣፍሊጣ። እቲ ኣስታት 10 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ገን [...]
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘዋስና ዶብ ንምሕጻር ዝጀመረቶ መደብ ኣቋሪጻ
Radio Erena: 10 April 2018 ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘዋስኖ፣ 700 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ ዶብ ንምሕጻር ዝጀመሮ መደብ ከም ዘቋረጾ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ሓቢራ። ሶማላዊ ጉጅለ ሽበራ ኣልሸባብ፣ዶብ ኬንያ እናሰገረ ተደጋጋሚ መጥ [...]
ጅቡቲ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ ይቕጽል
Radio Erena: 10 April 2018 ኣብ ጅቡቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ክልተ ተኸታተልቲ ሓደጋ ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ልምምድ ካብ ሰኑይ 10 ሚያዝያ ኣትሒዙ ከምዝቐጸለ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ክፍ [...]