Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 340 341 342 343 344 390 3420 / 3892
ቤጂንግ፣ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ክካየድ’ዩ

ቤጂንግ፣ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 23 August 2018 ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ካብ 3 ክሳብ 4 መስከረም፣ ኣብ ከተማ ቤጂንግ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ብመራሕተንን ወከልተንን ክሳተፍኦ ምዃነን ተሓቢሩ ዘሎ ዋዕላ፣ ኣብ ወፍሪን [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 23 August 2018 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ከምዘካየደት፣ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ 48 ኪሎሜተር ንሰሜናዊ ምብራቕ ካብ ወደብ ኪስማዮ ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ቦታ [...]
ሱዳን፣ ወትሃደራዊ መኮንናት ቀጠር ተሰልጥን

ሱዳን፣ ወትሃደራዊ መኮንናት ቀጠር ተሰልጥን

Radio Erena: 21 August 2018 ኣብ ሱዳን ክስልጥኑ ዝጸንሑ ወትሃደራዊ መኮንናት ቀጠር ከምዝተመረቑ ኣገልግሎት ዜና ቀጠር ሓቢሩ። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ዝተመረቑ 108 መኮንናት ቀጠር፣ ኣብ ኣጋርን መካናይዝድን ዘተኮረ ፍሉይ ታ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሶማል ዝተሸመታ 27 ሽሕ ጤለ-በጊዕ መሊሳ

ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሶማል ዝተሸመታ 27 ሽሕ ጤለ-በጊዕ መሊሳ

Radio Erena: 21 August 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሶማል ዝሸመተተን 27 ሽሕ ጤለ-በጊዕ ከምዝመለሰት ተሓቢሩ። እታ ሃገር ነዘን መርከብ ምሉእ ጤለ በጊዕ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ዝመለሰትሉ ምኽንያት፣ ሪፍት ቫለ ዝተባህለ ረስኒ ኣለወን [...]
ህንዲን ፓኪስታንን፣ ኣብ ጉዳይ ‘ቲ ን70 ዓመታት ዘይተፈትሐ ዋንነት ዞባ ካሽሚር ንምዝርራብ ይሰማምዓ

ህንዲን ፓኪስታንን፣ ኣብ ጉዳይ ‘ቲ ን70 ዓመታት ዘይተፈትሐ ዋንነት ዞባ ካሽሚር ንምዝርራብ ይሰማምዓ

Radio Erena: 21 August 2018 ፕረዚደንት ህንዲ ናሪንድራ ሞዲ፣ ብሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ንዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም እማመ ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፓኪስታን ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባተን ዝጸንሐ ሰራዊት ክስሕባ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባተን ዝጸንሐ ሰራዊት ክስሕባ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: 19 August 2018 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባተን ዝጸንሐ ሰራዊት ክስሕባ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ካብ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣዘዝቲ ሰራዊት ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብቲ ብሓሙስ 16 ነሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ግጭታት ይብእስ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ግጭታት ይብእስ

Radio Erena: 16 August 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ዝተጎሃሃረ ግጭታት እናበኣሰ ይመጽእ ከምዘሎ ተገሊጹ። ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ብዘቕረበቶ ዜና መሰረት፣ ብ12 ነሓሰ፣ ኣብ ምብራቕ ሃረርጌ፣ ኣብ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዕደና ንምውፋር ትውጥን

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዕደና ንምውፋር ትውጥን

Radio Erena: 14 August 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ዕደና ወፍሪ ንምክያድ ብዛዕባ ዘሎ ተኽእሎታት ዘትያ። ሚኒስተር ማዕድን ሱዳን መሓመድ ኣሕመድ ዓሊ ኢብራሂምን ኣምባሳደር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ጂቡታውያን ናብ ሃገሮም ይምለሱ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ጂቡታውያን ናብ ሃገሮም ይምለሱ

Radio Erena: 12 August 2018 ቁጽሪ ናይቶም ንከተማ ድሬዳዋን ከባቢኣን ገዲፎም ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ዘለዉ ጂቡታውያን በብዕለቱ ይውስኽ ከምዘሎ፣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ምንጭታት ዜና ካብ ቆንስል ጂቡቲ ኣብ ድሬ [...]
ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት መርመራ ክግበር ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት መርመራ ክግበር ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 12 August 2018 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ናይ ዝሞቱ ተመሃሮን ህጻናትን፣ መርመራ ክግበር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። ኣብቲ ብሓሙስ 9 ነሓሰ ኣብ ዳህያ [...]
1 340 341 342 343 344 390 3420 / 3892