Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 330 331 332 333 334 390 3320 / 3892
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ይቕጽል

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ይቕጽል

Radio Erena: 30 December 2018 ኣንጻር ምምሕዳር ፕረዚደንት ኣልበሽር ዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ማሕበር ሞያውያን’ታ ሃገር ንዕለት 31 ታሕሳስ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም። እዚ ማሕበር’ዚ ነቲ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: 28 December 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተቐትሉን 13 ድማ ከምዝቖሰሉን ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። እቲ ናብ ሰሉስ 25 ታሕሳስ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝተጎሃሃረ [...]
ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሽር ክወርድ ዝጠልብ ተቓውሞ ይጽንበሩ

ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሽር ክወርድ ዝጠልብ ተቓውሞ ይጽንበሩ

Radio Erena: 28 December 2018 ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ከምዝተጸንበርዎ ኣፍሊጦም። ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ዝሓቖፈ መርበብ፣ ነቲ ዓስራይ መዓልቱ ሒዙ [...]
ብሩንዲ፣ ኣብ ሶማል ዝርከብ ሰራዊታ ክትስሕብ ትእዘዝ

ብሩንዲ፣ ኣብ ሶማል ዝርከብ ሰራዊታ ክትስሕብ ትእዘዝ

Radio Erena: 28 December 2018 ብሩንዲ ኣብ ሶማል ዝርከብ ሰራዊታ ክትስሕብ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ትእዛዝ ከምዝተዋህባ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ ሃገር ነቶም ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ኣዋ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ብሽበራ 26 ሰባት ንዝቐተለ ኣባል ኣልሸባብ ኣብ ድሮ ልደት ብሞት ቀጺዕዎ

መንግስቲ ሶማል፣ ብሽበራ 26 ሰባት ንዝቐተለ ኣባል ኣልሸባብ ኣብ ድሮ ልደት ብሞት ቀጺዕዎ

Radio Erena: 27 December 2018 መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብምክያድ 26 ሰባት ዝቐተለ'ዩ ንዝበሎ ኣባል ኣልሸባብ ብሞት ከምዝቀጽዐ፣ ወትሃደራዊ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊ [...]
ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ናዕቢ ይቕጽል

ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ናዕቢ ይቕጽል

Radio Erena: 25 December 2018 ኣብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ናህሪ ዋጋታት ተበጊሱ፣ ፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕብታት ኣብ ሓያሎ ከተማታት እታ ሃገር ይቕጽል ኣሎ። ኣብ ከተማ ካርቱም፣ ኣብ መንጎ ጋንታ [...]
ጅቡቲ፣ ብግብረ ሽበራ ብዝልዓለ ዝህደን ፈረንሳዊ ተታሒዙ

ጅቡቲ፣ ብግብረ ሽበራ ብዝልዓለ ዝህደን ፈረንሳዊ ተታሒዙ

Radio Erena: 25 December 2018 ኣብ 2015፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ጋዜጣ ቻርሊ ሄብዶ መጥቃዕቲ ካብ ዝሃንደሱ ሓደ ምዃኑ ዝጥርጠር ፒተር ሸሪፍ ኣብ ጅቡቲ ከምዝተታሕዘ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ሓቢረን። ብኣቡ [...]
ሱዳን፣ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ንሓያሎ ሓለፍቲ ተቓወምቲ ውድባት ኣሲሮም

ሱዳን፣ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ንሓያሎ ሓለፍቲ ተቓወምቲ ውድባት ኣሲሮም

Radio Erena: 23 December 2018 ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ኣብ ዝጎሃሃረሉ ዘሎ እዋን፣ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ንሓያሎ ሓለፍቲ ተቓወምቲ ውድባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብቀዳም 22 [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ወሰን ክልላትን ሕቶ መንነትን ዘጽደቖ ኣዋጅ ካብ ክልል ትግራይ ተቓውሞ ይገጥሞ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ወሰን ክልላትን ሕቶ መንነትን ዘጽደቖ ኣዋጅ ካብ ክልል ትግራይ ተቓውሞ ይገጥሞ

Radio Erena: 21 December 2018 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ትማሊ 20 ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ኣብ ጉዳይ ወሰን ክልላትን መንነትን ዘጽደቖ ኣዋጅ፣ ካብ ክልል ትግራይ ተቓውሞ ከምዝገጠሞ ተሓቢሩ። እቲ ቤት ምኽ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዞባ ቦሮና ብናይ ብሄር ግጭት ይሕመስ

ኢትዮጵያ፣ ዞባ ቦሮና ብናይ ብሄር ግጭት ይሕመስ

Radio Erena: 20 December 2018 ኢትዮጵያ፣ ዞባ ቦሮኖ፣ ከባቢ ሞያለ፣ ብናይ ብሄር ግጭታት ይሕመስ ከምዘሎ ተገሊጹ። ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ብዘቕርብኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዳግም ተጎሃሂሩ ኣብ ዘሎ ግ [...]
1 330 331 332 333 334 390 3320 / 3892