Category: ኣህጉራዊ ዜና

ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት እስራኤልን ርዋንዳን፣ ዝመጽእ ኣዋርሕ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 15 January 2019 እስራኤልን ርዋንዳን፣ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ኣዋርሕ፣ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምራ ምዃነን ተሓቢሩ። ክልትኤን ሃገራት ብ7 ጥሪ ድሕሪ ዝኸተምኦ ስምምዕ፣ መንገዲ ኣየር ርዋንዳ፣ ካብን ናብ [...]

ከሰላ፣ ንፕረዚደንት በሽር ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 15 January 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስልጣን ክእለ ዝጽውዕ ብደረጃ ሃገር ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከሰላ፣ ግና ብኣንጻሩ ነቲ ፕረዚደንት ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያ [...]

ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 14 January 2019 ብኮሚሽነር ሙሳ ፋኪ መሃመት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ትማሊ 13 ጥሪ ናብ ቀጠር ዝኣተወ እቲ ኮሚሽነር፣ ምስ ኣሚር እታ ሃ [...]

ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ከምእትኽእል ሱዳን ገሊጻ
Radio Erena: 14 January 2019 ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ከምእትኽእል ተሓቢሩ። እዚ ዝሕበር ዘሎ፣ ሱዳን ሩስያን ዝበጽሖ ስምምዕ እማመ ምቛም ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዘሎ ፓርላማ እታ ሃገር ድሕሪ [...]

ኢትዮጵያ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ቦጣት ተዓጽየን ቀንየን
Radio Erena: 13 January 2019 ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ጎንደር ናይ ኢትዮጵያ ብዝተራእየ ምፍጣጥ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ኣድመኛታትን፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ቦጣት ተዓጽየን ከምዝቐነያ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እተ [...]

ሱዳን፣ ትካላት ጸጥታ ሩስያ ተዋፊሮም ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 11 January 2019 ኣብ ሱዳን፣ ሓይልታት ጸጥታ ሩስያ ምስ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ብሓባር ተዋፊሮም ከምዘለዉ ሱዳን ትሪቡን ኣቃሊዑ። ብዝሒ ናይቶም ካብ ናይ ብሕቲ ናይ ጸጥታ ትካላት ተዓሲቦም፣ ኣብ ሱዳን ተዋፊሮም [...]

ኮንጎ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 11 January 2019 ኣብ ዴሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ኣብ ዝተኻየደ ኣካራኻሪ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተዓዊቱ። ካብ ተቓዋሚ ሰልፊ ዝኾነ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮንጎ ኮይኑ ዝተዓተወ ፈሊክስ ሸስኪዲ፣ ካብ ስልጣኑ [...]

ሑቲ፣ ብሰብ ኣልቦ በራሪ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት የመን ተቐቲሎም
Radio Erena: 11 January 2019 ሑቲ፣ ብሰብ ኣልቦ በራሪ (ድሮን) ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ሰልፊ ዝነበሩ ብውሕዱ ሓሙሽተ ወትሃደራት መንግስቲ የመን ከምዝቐተለ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ብሓሙስ 10 ታሕሳስ፣ ኣብ ወትሃደራ [...]

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 10 January 2019 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሶማል እትርከብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ። ብሰሉስ 8 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ፣ 20 ሕጹያት ንውድድር ዝቐረብሉ ምርጫ ርእሰ ምምሕ [...]

ዚምባብዌ፣ ሓካይምን መማህራንን ይእድሙ
Radio Erena: 10 January 2019 ዚምባብዌ፣ መማህራንን ሓካይምን ናይ ናብራ ምምሕያሽ ብምጥላብ፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ካብ ሃራረ ሓቢረን። ኣማኢት ሓካይም እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣ [...]