Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኢትዮጵያን ኣመሪካን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን
Radio Erena: 12 July 2019
ኢትዮጵያን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እትርከበን ብርክት ዝበላ ሃገራት ምዕራብን፣ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ ሙዃነን ተገሊጹ።
እቲ ካብ ዕለት 15 ሓምለ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ [...]

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እማመ ሰላም ሱዳን ኣደናጉዮም
Radio Erena: 12 July 2019
ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ንክልቲኦም ወገናት ሱዳን ኣብ ስምምዕ ዘብጸሐ እማመ ኣብ ዝተመደበሎም ግዜ ከምዘየቕረቡ ተገሊጹ።
ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ መሓመድ ሓሰን ላባት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ [...]

ሕቡራት ኢማራት ኣብ የመን ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድል ሙኻና ገሊጻ
Radio erena: 11 july 2019
ኣልሑቲ ናይ የመን፣ ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ካብ የመን ጠቕሊሎም ክወጹ መተሓሳሰቢ ኣቕሪቡ።
ኣልሑቲ ነዚ መተሓሳሰቢ ዘቕርብ ዘሎ፣ ድሕሪ’ቲ ሕቡራት ኢማራት ቁጽሪ ሰራዊታ ካብታ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 11 July 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም።
ሺን ሁዋ ንበዓል ስልጣን ጸጥታን ምውሓስ ሰላምን እቲ ዞባ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ [...]

እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ዝተባህለ፣ ግጉይ ሓበሬታ ሙዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 10 July 2019
እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስራሕ ዘሎ ዝዓበየ ዲጋ፣ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ተባሂሉ ንዝወጸ ሓበሬታ፣ መንግስቲ እስራኤል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ማዕከናት ዜና እስራኤል ን [...]

ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስ መላፍንቱ ዕጡቕ ሰራዊት ሱዳን ርክብ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ
Radio Erena: 10 July 2019
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስ መላፍንቱ ዕጡቕ ሰራዊት ሱዳን ርክብ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ።
ኣብቲ ርክብ ንምስታፍ ብሚኒ ሚናዊ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ እውን ና [...]

ንህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ ዝመርሑ በርጌሳውያን ማሕበራት፣ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ምርጫ ክካየድ ጠሊቦም
Radio Erena: 10 July 2019
ንህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ ዝመርሑ ተቓወምቲ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን፣ ኣብታ ሃገር ናጻ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክካየድ ጸዊዖም።
በርጌሳውያን ማሕበራት ኣልጀሪያ ብቀዳም 6 ሓምለ [...]

ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሜድያን ውልቀ ሰባትን ክሲ ክምስርት እዩ
Radio Erena: 09 July 2019
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ገለ ውልቀሰባትን ትካላት ሜድያን ክሲ ክምስርት ሙዃኑ ተገሊጹ።
ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል መጀር ጀነራል መሓመድ ተሰማ ብ7 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግ [...]

7 ሚልዮን ደቡብ ሱዳናውያን ሓደጋ ጥሜት የንጸላልዎም
Radio Erena: 09 July 2019
ኣብ ደቡብ ሱዳን 7 ሚልዮን ዝኾኑ ሰባት ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብታ ሃገር ዝነጥፍ ቆንስል ስደተኛታት ኖርወይ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ መተሓሳሰቢ መልእኽቲ፣ ውግእ ሓ [...]

ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 08 July 2019
ንወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ።
ኣልቡርሃን ብቀዳም 6 ሓምለ ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘስመ [...]