Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 300 301 302 303 304 386 3020 / 3857
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 17 July 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ። እቲ ብ"ስም ሸኽ ከሊፋ" ንኢትዮጵያ ተመዲቡ ዘሎ ምወላ፣ ከም ኣካል ናይቲ ሕቡራት ኢማራት [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ

Radio Erena: 17 July 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ፣ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ምሕታታ ጋዜጣ ኒው ቪዥን ካብ ካምፓላ ሓቢራ። ኡጋንዳ ነዚ ሕቶ ተቕር [...]
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ናይ ዝኽሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ናይ ዝኽሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 15 July 2019 ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ዝኽሪ ንምክያድ ኣብ በበይኑ ከተማታት እታ ሃገር ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብቀዳ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ

Radio Erena: 14 July 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ ኣሎ። ብ9 ሓምለ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጋበአ ማእከላይ ሽማግለ ህወሓት፣ ናይዚ ኣብ ዝሓለፈ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ዕልዋ ስልጣን ከምዘፍሸለ ገሊጹ

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ዕልዋ ስልጣን ከምዘፍሸለ ገሊጹ

Radio Erena: 14 July 2019 ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዕልዋ ስልጣን ክካየድ ተፈቲኑ ከምዘፍሸሎ ገሊጹ። ሓላፊ ጸጥታ’ቲ ጉጅለ ጀማል ዑመር ኢብራሂም ኣብ ተለቪዥን’ታ ሃገር ቀሪቡ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ሓሙሽተ ጥሮ [...]
ኢትዮጵያን  ኣመሪካን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

ኢትዮጵያን ኣመሪካን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

Radio Erena: 12 July 2019 ኢትዮጵያን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እትርከበን ብርክት ዝበላ ሃገራት ምዕራብን፣ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ ሙዃነን ተገሊጹ። እቲ ካብ ዕለት 15 ሓምለ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ [...]
ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እማመ ሰላም ሱዳን ኣደናጉዮም

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እማመ ሰላም ሱዳን ኣደናጉዮም

Radio Erena: 12 July 2019 ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ንክልቲኦም ወገናት ሱዳን ኣብ ስምምዕ ዘብጸሐ እማመ ኣብ ዝተመደበሎም ግዜ ከምዘየቕረቡ ተገሊጹ። ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ መሓመድ ሓሰን ላባት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ [...]
ሕቡራት ኢማራት ኣብ የመን ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድል ሙኻና ገሊጻ

ሕቡራት ኢማራት ኣብ የመን ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድል ሙኻና ገሊጻ

Radio erena: 11 july 2019 ኣልሑቲ ናይ የመን፣ ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ካብ የመን ጠቕሊሎም ክወጹ መተሓሳሰቢ ኣቕሪቡ። ኣልሑቲ ነዚ መተሓሳሰቢ ዘቕርብ ዘሎ፣ ድሕሪ’ቲ ሕቡራት ኢማራት ቁጽሪ ሰራዊታ ካብታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 11 July 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም። ሺን ሁዋ ንበዓል ስልጣን ጸጥታን ምውሓስ ሰላምን እቲ ዞባ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ [...]
እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ዝተባህለ፣ ግጉይ ሓበሬታ ሙዃኑ ተገሊጹ

እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ዝተባህለ፣ ግጉይ ሓበሬታ ሙዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 July 2019 እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስራሕ ዘሎ ዝዓበየ ዲጋ፣ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ተባሂሉ ንዝወጸ ሓበሬታ፣ መንግስቲ እስራኤል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ማዕከናት ዜና እስራኤል ን [...]
1 300 301 302 303 304 386 3020 / 3857