Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 288 289 290 291 292 390 2900 / 3892
“ሩስያ፣ ካብ ኣጽዋር ንላዕሊ፣ መግቢ’ያ ናብ ኣፍሪቃ ትልእኽ” ፕረዚደንት ፑቲን

“ሩስያ፣ ካብ ኣጽዋር ንላዕሊ፣ መግቢ’ያ ናብ ኣፍሪቃ ትልእኽ” ፕረዚደንት ፑቲን

Radio Erena: 31 October 2019 ሩስያ፣ ናብ ኣፍሪቃ ብሰደድ ካብ እትልእኮ ነገራት፣ መግቢ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስራዕ ፕረዚደንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ። ንሱ ብዝሃቦ መግለጺመሰረት፣ ሩስያ ኣብዚ እዋን' [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡእ ክገብር መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡእ ክገብር መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም

Radio Erena: 31 October 2019 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡኡ ክገብር ሸውዓተ መራሕቲ ሃይማኖት እታ ሃገር ጸዊዖም። ንሳቶም ነዚ ዝጸውዑ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ክልል ኦሮሞ ድሕሪ ዝተጎሃሃረ [...]
ሶማል፣ ብሰንኪ ዕልቕልቅ 10 ሰባት ሞይቶም

ሶማል፣ ብሰንኪ ዕልቕልቅ 10 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 31 October 2019 ኣብ ማእከል ሶማል፣ ከባቢ በለድወይን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ዝፈጠሮ ዕልቅልቕ፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ወሪዱ። 16 ሰባት ዝጽዓነት ጃልባ፣ ብሰንኪ እቲ ሃንደ [...]
የመን፣ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ተኻይድሎም

የመን፣ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ተኻይድሎም

Radio Erena: 30 October 2019 ኣብ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ምክያዱ ተሓቢሩ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣሕመድ ኣልማይሳሪ ከምኡ ድማ ሚኒስተር መጓዓዝያ [...]
ወደባዊት ከተማ ዓደን፣ ናብ እዚ ስዑዲ ዓረብ  ተሰጋጊራ

ወደባዊት ከተማ ዓደን፣ ናብ እዚ ስዑዲ ዓረብ ተሰጋጊራ

Radio Erena: 29 October 2019 ደባዊት ከተማ ዓደን ናይ የመን፣ ናብ እዚ ስዑዲ ዓረብ ከምዝተሰጋገረት ተሓቢሩ። ኣቐዲማ ኣብ እዚ ሕቡራት ኢማራት ዝጸንሐ ዓደን፣ ኣብ መንጎ'ቶም ብስዑዲ ዝድገፉ ሰራዊት መንግት [...]
ብሰንኪ ተደጋጋሚ ሓደጋታት፣ ካብ በረራ ደው ኢለን ዝጸንሓ ቦይንግ MAX 737 ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ዳግም ክጅምራ ተኽእሎ ከምዝሎ ተገሊጹ

ብሰንኪ ተደጋጋሚ ሓደጋታት፣ ካብ በረራ ደው ኢለን ዝጸንሓ ቦይንግ MAX 737 ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ዳግም ክጅምራ ተኽእሎ ከምዝሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 29 October 2019 ኩባንያ ቦይንግ፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ሓደጋታት ካብ በረራ ደው ኣቢሉወን ዝጸንሐ ቦይንግ MAX 737 ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ፣ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሓድሽ ዓመት፣ ዳግም ናብ ስራሕ [...]
From Russia with Arms

From Russia with Arms

Radio Erena: 28 October 2019 More than 35 African heads of states and governments attended the Russian-African Economic Forum in the Black Sea [...]
ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ

ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ

Radio Erena: 27 October 2019 ብከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ። እቶም መንግስቲ ዚምባብዌ ዝሸጦም ሓራምዝ ካብ 2 ክሳብ 6 ዓመት ዘለ [...]
ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ክፈርስ ዝጽውዕ ተቓውሞ ተኻይዱ

ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ክፈርስ ዝጽውዕ ተቓውሞ ተኻይዱ

Radio Erena: 25 October 2019 ኣብ ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ነታ ሃገር ዝመርሐ፣ ኣልሙተመር ኣልወጠኒ ወይ ሃገራዊ ባይቶ ዝተባህለ ፖለቲካዊ ሰልፊ ክፈርስ ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ተኻይዱ። እቲ ካብ ስልጣ [...]
ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር

ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር

Radio Erena: 25 October 2019 ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምርካብ፣ ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር፣ ኣፍሪቃ'ያ። ኣብዛ ኣህጉር፣ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ምስ ኣታዊታቶም ብምንጽጻር ክርአ እንከሎ፣ እቶም ዝበዝሐ ዝ [...]
1 288 289 290 291 292 390 2900 / 3892