Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዘተ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 August 2020
ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዝርርብ ተቛሪጹ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን [...]
ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ኩንቱዋሪ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 16 August 2020
ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ።
ኣፈኛ’ቲ ሰራዊት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ተደጊፉ ኣብ ዘካየዶ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራታ ብ75 ሚልዮን ዶላር ክትሕድስ’ያ
Radio Erena: 14 August 2020
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራን መደበር ሓይሊ ኣየራን ንምሕዳስ KBR ምስ ዝተባህለ ኩባንያ ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ውዕል ከቲማ።
እቲ ኣመሪካዊ ኩባንያ፣ ነቲ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ነጺጋ
Radio Erena: 14 August 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ናብ መሬታ ከይኣትዋ ድሕሪ ምኽልካላ፣ ናብ ሱዳን ክምለሳ ተገዲደን።
እተን ኣባጊዕ፣ ብመርከብ ተጻዒነን ናብ ስዑዲ ተበጊሰን [...]
ንግዳዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝነበርዎ 24 ምክትላት ፕረዚደንት ናብ 18 ኣጕዲሉ
Radio Erena: 14 August 2020
ብመንግስቲ ዝውነን ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዘካየዶ ሓድሽ ናይ ስራሕ ምትዕርራይ፣ ኣቐዲሙ ዝጸንሐ 24 ብዝሒ ምክትላት ፕረዚደንት ናብ 18 ከምዘውረዶ ምንጭታት ዜና 'ታ ሃገር ሓ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ህሉው ኩነታት’ቲ ዞባ ዘትዮም
Radio Erena: 13 August 2020
ፕረዚደንት ሰይድ ዓብዱላሂ ዳኒ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ጂቡቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ።
እቲ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ምስ ሰለስተ ሚኒስተራት ተ [...]
ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝርከብ ፕረዚደንት፣ ናይ ፊልድ ማርሻል ማዕረግ ሂቡ
Radio Erena: 12 August 2020
ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ነታ ሃገር ን30 ዓመታት ንዝመርሐ ፕረዚደንት እድሪስ ደቢ፣ ዝልዓለ ወትሃደራዊ ማዕረግ – ፊልድ ማርሻል ሂቡዎ።
እቲ ባይቶ፣ ነቲ ፕረዚደንት ናይ ፊልድ ማርሻ [...]
Abiy Ahmed: a duel on slippery grounds
Radio Erena: 12 August 2020
Abiy Ahmed’s swift move against the Oromo political heavyweight Lemma Megerssa reveals the contours of the forthcom [...]
ሞውሪሸስ፣ ዘጋጠመ ሓደጋ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ክሊ ማያት በኪሉ
Radio Erena: 12 August 2020
ካብ ቻይና ተበጊሳ ናብ ብራዚል ትጓዓዝ ነበረት ናይ ጃፓን ናይ ጽዕነት መርከብ ኣብ ከባቢ ሞውሪሸስ ምስ ኮራል ከምዝተጋጨወት ተገሊጹ።
እታ መርከብ ብ25 ሓምለ ምስ ኮራል ድሕሪ [...]
ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣንጎላ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝተሰርቀት ነፋሪት ዛጊት ደሃያ ኣይተረኽበን
Radio Erena: 12 August 2020
ነፋሪት ኣብ በረራ እንከላ ተጨውያ ክበሃል ኣብ ማዕከናት ዜና ክስማዕ ንቡር እዩ። ነፋሪት ተሰሪቓ ብድሕሪኡ ኣበይ ከምዝኣተወት ኣይተፈልጠን ክበሃል ግን ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ?
ብ2 [...]