Category: ኣህጉራዊ ዜና

ዩኒሴፍ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ክውዕል ካብ ዝሓተቶ ሓገዝ 30% ጥራይ ምርካቡ ገሊጹ
Radio Erena: 22 January 2021
ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሴፍ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ናብ ቆልዑን ኣዴታትን ዘተኮረ ሓገዝ ንኽውዕል ካብ ዝሓተቶ 33 ሚልዮን ዶላር፣ ዛጊት 30% ጥራይ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
እ [...]

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ብዛዕባ ‘ቲ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ናብ ካርቱም ኣትዩ
Radio Erena: 22 January 2021
ብጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ፣ ዶሚኒክ ራብ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ብሪጣንያ፣ ብዛዕባቲ'ቲ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ናብ ካርቱም ኣትዩ።
እቲ ላዕለዋይ [...]

ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ምእታው ሰብኣዊ ሓገዛት ናብ ትግራይ ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 21 January 2021
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዛዕባ ዝኣትወሉ ጉዳያት ብዝምልከት ንምዝታይ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክሰድድ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድ፣ [...]

ጂቡቲ፣ ኣብ ወደብ ታጁራ፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ገሊጹ
Radio Erena: 21 January 2021
ኣብ ጂቡቲ፣ ወደባዊት ከተማ ታጁራ፣ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ኣባል ሰራዊት ክቕተል እንከሎ፣ ሰለማውያን ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ገሊጹ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ዓመት ጥራይ፣ መጠን ናይ ወጻኢ ሸርፊ ብኣስታት 30% ኣንቆልቝሉ
Radio Erena: 21 January 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ብሰንኪ ዝተራእየ ዘይርጉእ ጸጥታን ተደጋጋሚ ግጭታትን፣ ቁጠባ እታ ሃገር ካብቲ ዝተገመቶ ንታሕቲ ይኸይድ ከምዘሎ ክግለጽ ጸኒሑ'ዩ።
እዚ ኣብታ ሃገ [...]

የመን፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት ልዕሊ 150 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 20 January 2021
ኣብ የመን፣ ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ መንጎ ብሕቡራት ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ዝድገፉ ዕጡቓትን ነታ ወደብ ተቖጻጺሩ ዘሎ ሑቲን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ብውሕዱ 150 ሰባት ተቐቲሎም።
እ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ካልእ ኣማራጺ ክትጥቀም ከምእትኽእል ኣፍሊጣ
Radio Erena: 20 January 2021
ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ግብጺን ኢትዮጵያን ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ተሃድሶን፣ ካልእ ኣማራጺ ክትጥቀም ከምእትኽእል ኣፍሊጣ።
እታ [...]

ሱዳን፣ ብተወርዋሪ እዚ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 19 January 2021
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣንጻር'ቲ ብተወርዋሪ እዚ ዝፍለጥ ፍሉይ ሓይሊ፣ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝውጽዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ብ17 ጥሪ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ክሳብ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ከጽንሖ ዝኽእል ምርጫ ከምዝተዓወተ ገሊጹ
Radio Erena: 18 January 2021
ኣብ ኡጋንዳ፣ ብ14 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ፣ ን35 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት፣ 59% ናይ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 84 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 January 2021
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ኣዕራብን ጸለምቲ ደቀባትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 84 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ።
እቲ ብቀዳም 16 ጥሪ፣ ኣብ ም [...]