Category: ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ብዝተኣሳሰር ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊቱ ክሲ መስሪቱ
Radio Erena: 06 June 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ቅትለትን ጾታዊ ዓመጽ ዝርከቦ ዝተፈላለየ ግፍዕታት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ፈጺሞም ዝበሎም 53 ኣዘዝትን ተራን ኣባላት ሰራዊት ክሲ መስሪቱሎም።
[...]
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ነቶም ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ 2019 ዝተቐትሉ ፍትሒ ንምጽዋዕ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም
Radio Erena: 06 June 2021
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ነቶም ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ 2019 ዝተቐትሉ ፍትሒ ንምጽዋዕ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።
ኣብ ወርሒ ሰነ ናይ 2019 ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ካብ ሰ [...]
ሱዳን፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምቛም ምስ ሩስያ ዝኣተወቶ ውዕል ዳግመ ግምት ትገብረሉ ከምዘላ ገሊጻ
Radio Erena: 03 June 2021
መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ስርዓት በሺር ኣቐዲሙ ምስ ሩስያ ንዝኣተዎ ውዕል ምህናጽ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን፣ ዳግመ ግምት ይገብረሉ ከምዘሎ ኣረጋጊጹ።
ጠቕላሊ [...]
ግብጽን ሱዳንን ካከይድኦ ዝቐነያ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ዛዚመን
Radio Erena: 01 June 2021
ግብጽን ሱዳንን ከካይድኦ ዝቐነያ ሓብራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብሰኑይ 31 ግንቦት ዛዚመን።
እቲ 'ሓለውቲ ናይል' ተሰምዩ ንሽዱሽተ መዓልታት ዝተኻየደ ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት ኣየ [...]
ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ፣ ጓል ተቐቲላ
Radio Erena: 02 June 2021
ኣብ ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ካቱምባ ዋማላ፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ።
ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታት ኡጋንዳ ዝኾነ ጀነራል ካቱምባ፣ ኪሳሲ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ከ [...]
ቀጠር፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጽልዋ ንምምላስ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 June 2021
ቀጠር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጥቡቕ ዝምድና፣ ዳግም ንምምላሱ ትሰርሕ ከምዘላ ዲፕሎማሰኛታት ሓቢሮም።
እታ ኣብ ወሽመጥ ዓረብ እትርከብ ሃገር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ
Radio Erena: 01 June 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃድራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ተሓቢሩ።
እቲ ብምስጢር ክህነጽ ዝጀመረ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ክሳብ 18 ግንቦት ዝበዝሐ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ባይቶኣዊ ምርጫ ኣካይዳ
Radio Erena: 01 June 2021
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ወከልቲ ህዝብን ተኻይዱ።
ኣብቲ ብሰኑይ 31 ግንቦት ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ከምዘድመጸ ተሓቢሩ [...]
ኦነግ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰለስተ ቻይናውያን ናብ ቀይሕ መስቀል ኣረኪቡዎም
Radio Erena: 31 May 2021
ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ካብ 15 ግንቦት ኣትሒዙ፣ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰራሕተኛታት ኩባንያ ዕደና ዝኾኑ ሰለስተ ቻይናውያን ናጻ ከምዝለቐቖም ኣፍሊጡ።
ነቶም ቻይናውያን፣ መንዲ ኣብ ዝተባ [...]
ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ከተብል ከምእትኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 31 May 2021
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተሞ፣ ዳግመ ምቛም ሓይሊ ባሕሪን ምሕዳስ ሓይሊ ኣየርን ዝርከቦ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ክብል ከምዝኽእል ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣንፊቶም።
እቶ [...]