Category: ኣህጉራዊ ዜና
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ኲናት ዝማረኾም 163 ኣባላት ሑቲ ክፈትሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 02 May 2022
ስዑዲ ዓረብ፤ ኣብ ኲናት የመን ዝማረኸቶም 163 ኣባላት ሑቲ ናጻ ከምእትሰዶም ኣፍሊጣ።
ወሃብ ቃል ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ጀነራል ቱርኪ ኣል ማሊኪ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቶም 163 ምሩኻ [...]
ቁጽሪ ኣብ ምዕራባዊ ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ናብ 200 ክብ ኢሉ
Radio Erena: 02 May 2022
ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ሱዳን ኣብ ዝተወለዐ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ቁጽሪ ናብ 200 ከምዝዓረገ ማሕበር ሓካይም ሱዳን ሓቢሩ።
ካብቶም ዝተቐትሉ 9 ደቀንስትዮን 24 ትሕቲ ዕድ [...]
ምስቲ ብሃይማኖት ዝተበገሰ ግጭት ብዝተኣሳሰር፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ 280 ሰባት ኣሲሩ
Radio Erena: 02 May 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መንጎ ኣመንቲ ምስልምናን ክርስትናን ዝተወለዐ ግጭት ብዝተኣሳሰር፤ መንግስቲ'ታ ሃገር 280 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ።
ማ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ነቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፤ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ
Radio Erena: 01 May 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ነቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፤ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
እቲ ፈደራላዊ መንግስቲ፤ ሓይልታት ትግራይ ካብቲ ክልል ከ [...]
ካብ ሃገራት ምዕራብ ዝተዋጸአ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ፤ ምስ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ዘተ ኣካዪዱ
Radio Erena: 01 May 2022
ካብ ሃገራት ምዕራብ ዝተዋጸአ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ፤ ምስ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ዘተ ኣካዪዱ።
እቲ ካብ ፈረንሳ፤ ጀርመን፤ ኖርወይ፤ ዓባይ ብሪጣንያ፤ ኣመሪካን ሕብ [...]
Hasty to Condemn and Averse to React: Eritrea Raises Hell on UK-Rwandan ‘Refugee Off-shoring Plan.”
Radio Erena: 29 April 2022
Desperately fighting to curb the immigrants flow through the English Channel, the British Home Secretary Priti Patel [...]
‘ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ደርቂ 3 ሚልዮን ጥሪት ሞይተን’
Radio Erena: 29 April 2022
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 40 ዓመታት እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ ዝተነግረሉ ደርቂ ንምምካት፣ መወልቲ 1.4 ቢልዮን ዶላር ከምዝተመባጽዑ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ምውህሃድ ሰብኣዊ ጉዳ [...]
ሶማል፣ ክሳብ 17 ግንቦት ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም መወልቲ ኣዘኻኺረን
Radio Erena: 29 April 2022
ድሕሪ'ቲ ኣብ 31 መጋቢት ዝተኻየደ ምርጫ ኣባላት ባይቶ ሶማል፣ ዛጊት ፕረዚደንት ንምምራጽ ኣይተኻእለን።
ኣባላት ባይቶ ሶማል፣ ወሃቢ ቃል ፓርላማ ንምምራጽ፣ ብረቡዕ 27 ሚያዝያ [...]
ጀዳ፣ ንልዕሊ 30 ዓመታት ሳሞሳ (ሳምቡሳ) ኣብ ዓይኒ መድሪ ኮይኑ ከዳሉ ዝጸንሐ ቤት መግቢ ተዓጽዩ
Radio Erena: 29 April 2022
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ጀዳ፣ ሳሞሳን ካልእ ከም ሳንድዊች ዝኣመሰለ መግብታትን፣ ኣብ ክንዲ ኣብ ክሽነ፣ ኣብ ሽቓቕ ወይ ዓይኒ ምድሪ ኮይኑ ከዳሉ ከምዝጸንሐ ዝተሓበረ ቤት መግቢ ከምዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ደቡብን፣ ምስ ሃይማኖት ዝተተሓሓዘ ግጭታት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ
Radio Erena: 28 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ጎንደር ኣብ መንጎ ኣመንቲ ክርስትናን ምስልምናን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዝወረደ መንግስቲ ናይቲ ክልል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ [...]