Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 111 112 113 114 115 388 1130 / 3879
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ እንደገና ናይ 20% ወሰኽ ጌሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ እንደገና ናይ 20% ወሰኽ ጌሩ

Radio Erena: 03 October 2022 ቁጠባዊ ቅልውላው ምጽዋር ስኢኑ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ ሕጂ'ውን ናይ 20% ወሰኽ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ዋጋ ናይቲ ብድጎማ ዘእትዎ ነዳዲ፣ [...]
ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 02 October 2022 ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተርእዮ ዘላ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ኣመሪካ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብፍላይ ምስቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተኣሳሲሩ፤ ሩስያ ቁጠባዊ [...]
ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

Radio Erena: 02 October 2022 ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፤ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ደብዳብ ከምዘጉሃዮ ገሊጹ። ኣፈኛ'ቲ ዋና ጸሓፊ ስተቨን ዱጃሪክ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቲ ደብዳብ ብሓፈሽኡ ከኣ [...]
ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

Radio Erena: 02 October 2022 ካብ 1992 ኣትሒዙ፤ ኣብ ልዕሊ ሶማል ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክለዓል፤ መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ጸዊዖም። እቶም መራሕቲ ነዚ ጻውዒት'ዚ ዘቕረቡ፤ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን [...]
ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኮይኑ

ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኮይኑ

Radio Erena: 29 September 2022 ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ፣ ንወዱ ወራሲ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ። እቲ ሽመት፣ እቲ ስልጣን ኣቡ [...]
ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 September 2022 ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ካብ ኣህጉራዊ ማሕበር ሰብ ኩነኔ ዝስዕቦ ዘሎ፣ ብ2 [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ የካይድ ኣሎ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 29 September 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ ረቡዕ 28 መስከረም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ኢትዮጵያ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ገሊጹ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ገሊጹ

Radio Erena: 28 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ምስ ሰሙናዊ መጽሄት ዘ ኒውዮርከር ኣብ ዝገበሮ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 ምዃኑ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ መስከረም ኣትሒዙ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ፣ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቀትሉ ሰለማውያን ሰባት ብዝሒ ልዕሊ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ መንግዲ ንምንዳይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ መንግዲ ንምንዳይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 28 September 2022 ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍተሓሉ መንገዲ ንምንዳይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ተመያይጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንመደበር [...]
1 111 112 113 114 115 388 1130 / 3879