Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 113 114 115 116 117 361 1150 / 3604
ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሸቃሎ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ናዕቢ ተኸሲቱ

ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሸቃሎ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ናዕቢ ተኸሲቱ

Radio Erena: 03 May 2022 ባሕቲ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሸቃሎ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩሉ ኣብ ዝወዓለ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ኤውሮጳ ጎነጽ ዝተሓወሶ ናዕብታት ተኻዪዱ። ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ፈረንሳውያን፣ ብ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ኲናት ዝማረኾም 163 ኣባላት ሑቲ ክፈትሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ኲናት ዝማረኾም 163 ኣባላት ሑቲ ክፈትሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 02 May 2022 ስዑዲ ዓረብ፤ ኣብ ኲናት የመን ዝማረኸቶም 163 ኣባላት ሑቲ ናጻ ከምእትሰዶም ኣፍሊጣ። ወሃብ ቃል ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ጀነራል ቱርኪ ኣል ማሊኪ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቶም 163 ምሩኻ [...]
ቁጽሪ ኣብ ምዕራባዊ ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ናብ 200 ክብ ኢሉ

ቁጽሪ ኣብ ምዕራባዊ ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ናብ 200 ክብ ኢሉ

Radio Erena: 02 May 2022 ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ሱዳን ኣብ ዝተወለዐ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ቁጽሪ ናብ 200 ከምዝዓረገ ማሕበር ሓካይም ሱዳን ሓቢሩ። ካብቶም ዝተቐትሉ 9 ደቀንስትዮን 24 ትሕቲ ዕድ [...]
ምስቲ ብሃይማኖት ዝተበገሰ ግጭት ብዝተኣሳሰር፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ 280 ሰባት ኣሲሩ

ምስቲ ብሃይማኖት ዝተበገሰ ግጭት ብዝተኣሳሰር፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ 280 ሰባት ኣሲሩ

Radio Erena: 02 May 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መንጎ ኣመንቲ ምስልምናን ክርስትናን ዝተወለዐ ግጭት ብዝተኣሳሰር፤ መንግስቲ'ታ ሃገር 280 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ። ማ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ነቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፤ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ነቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፤ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ

Radio Erena: 01 May 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ነቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፤ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። እቲ ፈደራላዊ መንግስቲ፤ ሓይልታት ትግራይ ካብቲ ክልል ከ [...]
ካብ ሃገራት ምዕራብ ዝተዋጸአ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ፤ ምስ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ዘተ ኣካዪዱ

ካብ ሃገራት ምዕራብ ዝተዋጸአ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ፤ ምስ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ዘተ ኣካዪዱ

Radio Erena: 01 May 2022 ካብ ሃገራት ምዕራብ ዝተዋጸአ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ፤ ምስ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ዘተ ኣካዪዱ። እቲ ካብ ፈረንሳ፤ ጀርመን፤ ኖርወይ፤ ዓባይ ብሪጣንያ፤ ኣመሪካን ሕብ [...]
Hasty to Condemn and Averse to React: Eritrea Raises Hell on UK-Rwandan ‘Refugee Off-shoring Plan.”

Hasty to Condemn and Averse to React: Eritrea Raises Hell on UK-Rwandan ‘Refugee Off-shoring Plan.”

Radio Erena: 29 April 2022 Desperately fighting to curb the immigrants flow through the English Channel, the British Home Secretary Priti Patel [...]
‘ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ደርቂ 3 ሚልዮን ጥሪት ሞይተን’

‘ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ደርቂ 3 ሚልዮን ጥሪት ሞይተን’

Radio Erena: 29 April 2022 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 40 ዓመታት እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ ዝተነግረሉ ደርቂ ንምምካት፣ መወልቲ 1.4 ቢልዮን ዶላር ከምዝተመባጽዑ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ምውህሃድ ሰብኣዊ ጉዳ [...]
ሶማል፣ ክሳብ 17 ግንቦት ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም መወልቲ ኣዘኻኺረን

ሶማል፣ ክሳብ 17 ግንቦት ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም መወልቲ ኣዘኻኺረን

Radio Erena: 29 April 2022 ድሕሪ'ቲ ኣብ 31 መጋቢት ዝተኻየደ ምርጫ ኣባላት ባይቶ ሶማል፣ ዛጊት ፕረዚደንት ንምምራጽ ኣይተኻእለን። ኣባላት ባይቶ ሶማል፣ ወሃቢ ቃል ፓርላማ ንምምራጽ፣ ብረቡዕ 27 ሚያዝያ [...]
ጀዳ፣ ንልዕሊ 30 ዓመታት ሳሞሳ (ሳምቡሳ) ኣብ ዓይኒ መድሪ ኮይኑ ከዳሉ ዝጸንሐ ቤት መግቢ ተዓጽዩ

ጀዳ፣ ንልዕሊ 30 ዓመታት ሳሞሳ (ሳምቡሳ) ኣብ ዓይኒ መድሪ ኮይኑ ከዳሉ ዝጸንሐ ቤት መግቢ ተዓጽዩ

Radio Erena: 29 April 2022 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ጀዳ፣ ሳሞሳን ካልእ ከም ሳንድዊች ዝኣመሰለ መግብታትን፣ ኣብ ክንዲ ኣብ ክሽነ፣ ኣብ ሽቓቕ ወይ ዓይኒ ምድሪ ኮይኑ ከዳሉ ከምዝጸንሐ ዝተሓበረ ቤት መግቢ ከምዝ [...]
1 113 114 115 116 117 361 1150 / 3604