Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 110 111 112 113 114 364 1120 / 3639
ሰራዊት ሶማል፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ቀቲለ ኢሉ፣ ንካልእ መራሒ ድማ ከምዝማረኸ ሓቢሩ

ሰራዊት ሶማል፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ቀቲለ ኢሉ፣ ንካልእ መራሒ ድማ ከምዝማረኸ ሓቢሩ

Radio Erena: 06 June 2022 ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ዞባ ባኮል፣ ከተማ ቲየግሎው ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ንላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ገሊጹ። ቴሌቪዥን እታ ሃገር፣ ትማሊ ሰንበት 05 ሰነ፣ ንመግለጺ ሰራዊት [...]
ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታት ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታት ይቕጽል

Radio Erena: 05 June 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብኣልማማ ጋዜጠኛታት ምእሳር ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ካብ ሓያሎ ሃገራውያንን ኣህጉራውያንን ትካላት ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት፤ ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ [...]
የመን፣ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብ2 ወርሒ ተናዊሑ

የመን፣ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብ2 ወርሒ ተናዊሑ

Radio Erena: 05 June 2022 ኣብ የመን ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደውን ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብክልተ ወርሒ ክናዋሕ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ፍሉይ ልኡኽ'ቲ ውድብ ኣብ የመን ሃንስ ግሩንድ [...]
‘ሶማል፣ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ’ያ ዘላ።’ ፕረዚደንት ሸኽ ማሕሙድ

‘ሶማል፣ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ’ያ ዘላ።’ ፕረዚደንት ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 03 June 2022 ኣብ ሶማል፣ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። እቲ ብምርጫ ዝተዓወተ ፕረዚደንት፣ ኣብ 23 ግንቦት ስልጣን ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ዞባታት እታ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

Radio Erena: 03 June 2022 ምምሕዳር ባይደን፣ ንኣምባሳደር ሚካኤል ሃመር፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክኸውን መዚዝዎ። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣቐዲሙ ፍሉይ [...]
ሱዳን፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ክስጎግ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ሱዳን፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ክስጎግ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 03 June 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣማኢት ነበርቲ ካርቱም ዝተሳተፍዎ፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ክስጎግ ዝጸውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ደገፍቲ ዝተ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም

ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 02 June 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ጥራይ 1167 ኢትዮጵያን ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተመዝገቡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቶም ዝበዝሑ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል [...]
ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን

ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን

Radio Erena: 02 June 2022 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ከተውፍር መንግስቲ ጂቡቲ ዕድመ ኣቕሪቡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዕድመ ዘቕረበ፣ ብሓላፊ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን፣ ኣቡባከር ዑመር ሓዲ ዝ [...]
‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’

‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’

Radio Erena: 01 June 2022 ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋር መስርሕ ኣብ 14 ሰነ ክትጅምሮ ምዃና ሚኒስተር ዘቤታዊ ጉዳያት፣ ንፕሪቲ ፓተል ብምጥቃስ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። መንግ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ልዕሊ 490 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም ክብል መንግስቲ  ሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ልዕሊ 490 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም ክብል መንግስቲ ሓቢሩ

Radio Erena: 01 June 2022 ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ 493 ዕጡቓት፣ መንግስቲ ብዘቕረበሎም ጻውዒት ኢዶም ከምዝሃቡ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም መንእሰያት ምዃኖም ዝተገልጹ ዕ [...]
1 110 111 112 113 114 364 1120 / 3639