Category: English

1 2 3 4 5 20 / 43 POSTS
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 22 September 2024 Radio Erena · ሰንበት 22 መስከረም 2024   Read More
ምስጢር ዋዕላ ህግደፍ

ምስጢር ዋዕላ ህግደፍ

RADIO ERENA - Thursday. 15 August 2024 https://www.youtube.com/watch?v=xqA6WGjjX9g Read More
”ኣፍሪሶም ዝሓደግዎ ርእሲ፡ እንጽግነሉ ግዜ ኣኺሉ’ዩ”

”ኣፍሪሶም ዝሓደግዎ ርእሲ፡ እንጽግነሉ ግዜ ኣኺሉ’ዩ”

RADIO ERENA - Wednesday, 14 August 2024 https://www.youtube.com/watch?v=3f5sqoFKqY0&t=2s Read More
ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ንዝተፈጥረ ምስሕሓብ ክትሽምግል’ያ

ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ንዝተፈጥረ ምስሕሓብ ክትሽምግል’ያ

RADIO ERENA - Monday, 02 July 2024 ቱርኪ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ተበግሶ ከምዝወሰደት ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ኣል ዓረብያ፣ ምስቲ ጉዳይ ቅ Read More
ኤርትራዊት ስደተኛ: ኣብ ጫካ ዶብ ፖላንድ ሓሪሳ

ኤርትራዊት ስደተኛ: ኣብ ጫካ ዶብ ፖላንድ ሓሪሳ

RADIO ERENA – Monday, 29 April 2024 ዝሓለፈ ሰሙን ሓንቲ ስማ ዘይተጠቕሰ ኤርትራዊት ኣብ ጫካታት ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን ከምዝተገላገለት ማዕከናት ዜና ዓለም ገለጸን:: እታ ኤሪትራዊት ነብሰ ጾር ካብ ቤ Read More
ኣብ ሱዳን ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝተጨውያ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ   ግብጺ፣ 16 ደቂንስትዮ ተኣሲረን

ኣብ ሱዳን ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝተጨውያ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ ግብጺ፣ 16 ደቂንስትዮ ተኣሲረን

RADIO ERENA – Friday, 26 April 2024 ብጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታት፤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝጨወየ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እዚ ብዛዕባ ም Read More
ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ኬንያ፣ ነቲ እብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጡሩ ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ከምዘቕረበት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ነዚ እማመ ዘቕረበር፣ Read More
ደቡብ ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም ጁባ ክትግምግሞ እያ

ደቡብ ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም ጁባ ክትግምግሞ እያ

Radio Erena: Wednesday, 18 October 2023 ደቡብ ሱዳን ኣብ 2020 ኣብ መንጎ ብሰንደቕ ዕላማ ሰውራዊ ግንባር ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት፣ ዕጡቓትን ዘይዕጡቓትን ጉጅለታት ዝፈረመቶ ስምምዕ ሰላም ጁባ ንምግም Read More
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ናይ ሎሚ ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023 ፈነወና

ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ናይ ሎሚ ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Sunday, 01 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023   Read More
እስራኤል፣ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ተቐቲሉ

እስራኤል፣ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ተቐቲሉ

Radio Erena: Wednesday, 27 September 2023 ኣብ እስራኤል፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ብብርጌድ ንሓመዱ ዝተወደብ ደለይቲ ለውጢን ዝተጎሃሃረ ጎነጽ፣ ኣብ ክልቲኦም ወገን ወጥሪ ሰፊንሉ ኣብዘሎ እ Read More
1 2 3 4 5 20 / 43 POSTS