Category: ዜና

18 መስከረም፣ መበል 18 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር
Radio Erena: 18 September 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍ [...]

እስራኤል፣ ንኣርባዕተ ኤርትራውያን ዝሃረመ ሓለቓ ፖሊስ “ገበነኛ” ተባሂሉ
Radio Erena: 18 September 2019
ንኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ዝሃረመ ሓለቓ ፖሊስ እስራኤል፣ ኮማንደር ክሪል ናዛሮቭ፣ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ከምዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሃረጽ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓለቓ ፖሊስ፣ ኣብ መ [...]

ፈረንሳ፣ ንሱዳን 60 ሚልዮን ኤውሮ ብሓገዝ ክትህብ’ያ
Radio Erena: 18 September 2019
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ዘለዎ ደገፍ ብምግላጽ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ከበርክት ምዃኑ ገሊጹ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ዝገለጸ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዦን [...]

ቦሎኛ፣ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ መሰልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 16 September 2019
ካብ ዝተፈላለ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢጣልያ ከተማ ቦሎኛ ዝወፈሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ደው ክብል ጸዊዖም።
[...]

“ኤርትራ፣ ድሕሪ ሰሜን ኮርያ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር’ያ” ITU
Radio Erena: 16 September 2019
ኣብዛ ዓለም ካብ ዘለዋ 288 ሃገራት እታ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር፣ ሰሜን ኮርያ'ያ።
ኣህጉራዊ ማሕበር ቴሌኮሚኒኬሽን ብዘቕረቦ መጽናዕቲ መሰረት፣ 25 ሚል [...]

ኣብ ልዕሊ ዕደናታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ “ኢድ ኢራን” ኣለዎ ተባሂሉ
Radio Erena: 16 September 2019
ብቀዳም 14 መስከረም፣ ነዳዲ ኣብ ዝዕደነሉ ክልተ ከባቢታት ስዑዲ ዓረብ፣ ድሕሪ ዝተኻየደ ናይ ሰብ ኣልቦ በረርቲ መጥቃዕታት፣ ኢድ ኢራን ከምዘለዎ ስዑዲ ዓረብን ኣመሪካ ወቒሳ።
[...]

ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ
Radio Erena: 15 September 2019
ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም።
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ግቡእ ቀረብ ኣገልግሎት ማይ [...]

ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ክኸፍትኦ ተሳማሚዐን
Radio Erena: 15 September 2019
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ክኸፍትኦ ተሳማሚዐን።
ክልቲኤን ሱዳን ኣብዚ ስምምዕ’ዚ ዝበጽሓ፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪርን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓም [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቡራዩ ዝርከብ ንቑጣ ፖሊስ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ
Radio Erena: 15 September 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሓደ ናይ ፖሊስ ንቑጣ ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
እቲ ኣብ ከተማ ቡራዩ ዝርከብ ን [...]

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል
Radio Erena: 13 September 2019
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ናይ መተባብዒ ሓገዛት ክትገብር ምዃና ገሊጻ።
ብፍቓዶም ናብ ሃገሮም ንዝመለሱ ወጻእተኛታት፣ ናይ ትምህርቲ ይኹን ካልእ መደባ [...]