Category: ዜና

ኬንያውያን ካብ ኣፍሪቃ ብልግሲ ቀዳሞት ተባሂሎም
Radio Erena: 23 October 2019
World Giving Index (10th edition) ምስ ትካል ግብረሰናይ Charities Aid Foundation (CAF) ብምትሕብባር ኣብ ዝገበሮዎ መጽናዕቲ ኣስታት ፍርቂ ካብ [...]

“ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ
Radio Erena: 21 October 2019
ኤርትራ፣ ነቲ ተነዲፉ፣ ብሰንኪ ኵናት ንሓያሎ ዓመታት ትግባሪኡ ተደናግዩ ዝጸንሐ ቅዋም ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ ከምዝእትደሊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጽኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።
[...]

ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይቕጽል
Radio Erena: 20 October 2019
መራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ዘተ ሰላም ንምቕጻል ናብ ከተማ ጁባ ከምዝኣተወ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
ወሃብ ቃል’ቲ ውድብ ፒተር ማናዋ ንጋዜጠኛታት [...]

ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ፈደራል ኣብ ጎንደር ኢድ ከእቱ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 20 October 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጎንደር ብዝተኻየደ ንሳምንታት ዝቐጸለ ዓሌታዊ ግጭት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምእታው፣ መንግስቲ’ቲ ክልል ፈደራላዊ መንግስቲ ሰራዊቱ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
ሓለፍቲ [...]

ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ
Radio Erena: 20 October 2019
ኩባንያ ዕደና ፖታሽ ደንካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ካሉሊ ደንካልያ ( ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ) ዘካይዶ ዘሎ ዕደናን መኽሰቡን ንኤርትራውያን ዘለዎ ጉድኣት ከም ዝዛይድን ደው ክብልን፣ [...]

ስዑዲ ዓረብ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን፣ ሸመተ ከብትን ጤለ-በጊዕን ደው ኣቢላ
Radio Erena: 18 October 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን ክትሽምተን ዝጸንሐት ከብቲ፣ ጤለ-በጊዕን ኣግማልን ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ኣብ ሱዳን ንእንስሳታት ዘቤት፣ ብፍላይ [...]

ዩኒሴፍ፣ “ህይወት ዘድሕን” ተባሂሉ ዝግለጽ ህጹጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ
Radio Erena: 17 October 2019
ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF)፣ ህወይት ዘድሕን እናተባህለ ዝግለጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
እቲ ከም ስትራቴጅያዊ ህጹጽ መድሃኒታት ዝግለጽ ክታበት፣ ዝሓ [...]

ጊኒ-ኮናክሪ፣ ፕረዚደንት ቅዋም ከይቅይር ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 17 October 2019
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ እትርከብ ጊኒ-ኮናክሪ፣ ፕረዚንት እታ ሃገር፣ ንሳልሳይ ኣዋኑ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ዘኽእሎ ቅዋም ምቕይያር ክገብረሉ ተኽእሎ ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሎ ዘሎ እዋ [...]

ብስዑዲ ዝድገፍ መንግስቲ የመንን ብኢማራት ዝሕገዙ ሚሊሻን ኣብ ዓደን ዝጸንሖም ምፍጣጥ ንምፍታሕ ሎሚ ስምምዕ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 17 October 2019
ኣብ መንጎ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ሰራዊት መንግስቲ የመን ምስቶም ብሕቡራት ኢማራት ዝድገፉ፣ ንዓደን ተዓጻጺሮም ዝርከቡ ሚሊሻን ዝጸንሐ ምፍጣጥ ንምፍታሕ ሎሚ ሓሙስ 17 ጥቅምቲ ስምምዕ ክኽ [...]

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንቀ/ር እስራኤል ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪብሉ
Radio Erena: 17 October 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ።
ኣብይ ኣሕመድ ንናታ [...]