Category: ዜና
ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም
Radio Erena: 13 September 2020
ብረቡዕ 9 መስከረም ዝተኻየደ ዞባዊ ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም።
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ፈደራላዊ መ [...]
ሃይማኖትን መንግስትን ዝፈላልይ ስምምዕ ሱዳን ዘይምስምማዕ ይፈጥር
Radio Erena: 13 September 2020
ንምፍልላይ ሃይማኖትን መንግስትን ብዝምልከት ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክን መራሒ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን. ዓብደል ዓዚዝ ኣልሒሉ ዝተኻየደ ኣፈናዊ ስምምዕ፣ ተቐባልነት የብ [...]
“ነበርቲ ኳዜን፣ ጸረ ኣንበጣ መድሃኒት ዝዕደሉ መሲልዎም ድሕሪ ምእካቦም’ዮም ብሰራዊት ተኸቢቦም።”
Radio Erena: 11 September 2020
ኣብ ኳዜን፣ ብሰንበት 30 ነሓሰ እንታይ'ዩ ኣጋጢሙ?
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዘይፍርዲ ንዓመታት ኣሲርዎም ዝጸንሐ 20 ዝኾኑ ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል፣ ብዋሕስ ከምዝፈትሐ ተሰሚዑ። ብኣንጻ [...]
ኡጋንዳ፣ ብኢንተርነት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ
Radio Erena: 11 September 2020
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብኢንተርት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ፣ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ኣውጺኡ።
ብመሰረት እቲ ብ7 መስከረም ዝወጸ ኣዋጅ፣ ዜጋታት እታ ሃገር፣ ነቲ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ታይዋን ኤምባሲ ምኽፋታ፣ ንመንግስታት ቻይናን ሶማልን ኣቖጢዑ
Radio Erena: 11 September 2020
ኣብ 1991 ካብ ሶማል ድሕሪ ምፍላያ፣ ርእሰ ምምሕዳር ኣዊጃ እትርከብ ሶማሊላንድ፣ ኣብታ ቻይና ዘይትንጸል ኣካላ ምዃና እትገልጻ ታይዋን ኤምባሲ ከፊታ።
ርእሰ ምምሕዳር ሶማ [...]
ፈረንሳ፣ “ምስ ኣምልኾ ሰይጣን ዝተተሓሓዘ’ዩ” ዝተባህለ፣ ኣብ ልዕሊ ኣፍራስ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ተፈጺሙ
Radio Erena: 11 September 2020
ኣብ ፈረንሳ፣ ኣብ ልዕሊ 150 ዝኾኑ ኣፍርሳ ወሪዱ ብዝተባህለ ግፍዕታት ዛጊት ሓደ ሰብ ኣብ ቀይዲ ክኣቱ እንከሎ፣ ካልኦት ጥርጡራት ይህደኑ ምህላዎም ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ዛጊት [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 10 September 2020
ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ያ ክብሉ ኣብዚ ዓውዲ'ዚ ዘተኮሩ መጽናዕታት ገሊጾም።
ብምኽንያት'ቲ 8 መስከረም ተዘኪሩ ዝወዓለ [...]
ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ
Radio Erena: 10 September 2020
ኣብ ግሪኽ፣ ደሴት ለስቦስ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ድሕሪ ዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ከምዝኸኣሉ ተገሊጹ።
እቲ 12 ሽሕ ዝግመት ስደተኛታት ኣዕቝቡ ዝጸንሐ [...]
ብሚኒስተር ጥዕና ዝምራሕ ላዕለዋይ ሉእኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 10 September 2020
ብሚኒስተር ጥዕና፣ ሓላ ዛይድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን- ሱና ሓቢሩ።
ዕላማ እቲ ዑደት፣ ኣብ ሱ [...]
ዘተ ብዛዕባ ሎሚ 09 መስከረም ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ምርጫ
Radio Erena: 09 September 202
[...]