Category: ዜና

1 218 219 220 221 222 384 2200 / 3831
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ ዘሎ መጥቃዕታት ንምምካት ክተት ኣዊጁ

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ ዘሎ መጥቃዕታት ንምምካት ክተት ኣዊጁ

Radio Erena: 26 July 2021 መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ ዘሎ መጥቃዕታት ንምምካት ክተት ኣዊጁ። እቲ ክልላዊ መንግስቲ፣ ነቲ ኩሉ ዓቕሙ ኣኽቲቱ ይዋጋኣና'ሎ ዝበሎ ሓይልታት ትግራይ [...]
ሶማል፣ ን25 ሓምለ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ ተሰጋጊሩ

ሶማል፣ ን25 ሓምለ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 26 July 2021 ኣብ ሶማል፣ 25 ሓምለ ክኽፈት ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ፣ ሕጂ'ውን ተሰጋጊሩ። እቲ ትማሊ ሰንበት ክጅምር ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ መደብ ንዘለዎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ [...]
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓዲሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓዲሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

Radio Erena: 25 July 2021 ሱዳን ብቀዳም 24 ሓምለ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶብ ከምዝዓጸወቶ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሱዳን ነዚ ስጉምቲ’ዚ ክወስድ ዘገደዶ፣ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝኾነ ካፕቴን ባሃ ኣዲ [...]
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን

ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 25 July 2021 ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ጥራይ ካብ ፈረንሳ ዶብ ሰጊሮም ናብ ብሪጣንያ [...]
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝጸንሐ ንግዳዊ ልውውጥ ካብ 14 ሚልዮን ዶላር ዝሓልፍ ከምዘይኮነ ተገሊጹ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝጸንሐ ንግዳዊ ልውውጥ ካብ 14 ሚልዮን ዶላር ዝሓልፍ ከምዘይኮነ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 July 2021 ቅድሚ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ዝነበረ ዓመተ 2019፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝተኻየደ ንግዳዊ ልውውጥ፣ ኣስታት 14 ሚልዮን ዶላር ጥራይ ምዃኑ፣ ቤት ጽሕፈት ወኪል ንግዲ ኣመሪካ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ኣስታት 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ኣስታት 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ሰጕጓ

Radio Erena: 23 July 2021 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ልዕሊ 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ከምዝሰጎጎት፣ ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት ገሊጹ። እታ ሃገር፣ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 9 ሓምለ ኣብ ዝነበረ [...]
ሱዳን፣ ልዕሊ 4700 ኪ/ሜ ዝዝርጋሕ ሓዲድ ባቡር ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምምላሱ ትሰርሕ

ሱዳን፣ ልዕሊ 4700 ኪ/ሜ ዝዝርጋሕ ሓዲድ ባቡር ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምምላሱ ትሰርሕ

Radio Erena: 23 July 2021 ሱዳን፣ ንዝተፈላለየ ዞባታት እታ ሃገር ዝስንጥቅ፣ ልዕሊ 4700 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር፣ ናብ ኣገልግሎት ንምምላሱ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ። ቁጠባ ሱዳን፣ ካብ ግዜ ናብ ግ [...]
ክታበት ኣብ ዝተሓሰመት ኤርትራ፣ ብኮቪድ ናይ ዝልከፉን ዝሞቱን ዘለዉ ሰባት ብዝሒ ይውስኽ

ክታበት ኣብ ዝተሓሰመት ኤርትራ፣ ብኮቪድ ናይ ዝልከፉን ዝሞቱን ዘለዉ ሰባት ብዝሒ ይውስኽ

Radio Erena: 22 July 2021 ኣብ ኤርትራ፣ መዓልታዊ ብለበዳ ኮርና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ይውስኽ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓቢሩ። ክሳብ 20 ሓምለ ኣብ ዝነበረ ዕለት፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 22 July 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ዝጀመርዎ መጥቃዕቲ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። እ [...]
ኣመሪካ፣ ‘ንኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ’ዩ’ ዝተባህለ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ‘ንኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ’ዩ’ ዝተባህለ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 22 July 2021 ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን፣ ኣብ ሶማል፣ ናይ ነፈርሪ ደብዳብ ክካየድ ምእዛዙ፣ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ ብ20 ሓምለ፣ ብሰብ ኣልቦ በረርቲ ዝተፈጸመ ደብዳብ፣ ኣብ ሰሜናዊ [...]
1 218 219 220 221 222 384 2200 / 3831