Category: ዜና
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ግብጺ ዑደት ኣካይዳ ንዝተመልሰት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣን ሰጕጉ
Radio Erena: 15 September 2021
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ኣብ ግብጺ ዑደት ኣካይዳ ንዝተመልሰት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ቢያትሪስ ካማሲ ዋኒ፣ ካብ ስልጣን ኣልዩዋ።
እቲ ፕረዚደንት ነታ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ኣብ ሕኽምና ተዓቝቡ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 September 2021
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ተዓቝቡ ሕክምና ይካየደሉ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ወዲ 73 ዓመት ዑመር ገለ፣ ብጽኑዕ ሓሚሙ [...]
‘ኵናት ትግራይ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ’ዩ።’ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ
Radio Erena: 14 September 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ ምዃኑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት፣ ሚሸል ባሸለት ገሊጻ።
ንሳ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ት [...]
ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 45 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ፈቲሓ
Radio Erena: 14 September 2021
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 45 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተፈቲሖም።
እቶም ካብ 8 ወርሒ ክሳብ ኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ከምዝጸንሑ ዝተጠቕሱ የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ፣ ብሰ [...]
ሶማል፣ ንምርጫ ምድላዋት ኣብ ዝጀመረሉ ፣ ብምክትል ዋና ጸሓፊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብታ ሃገር በጺሑ
Radio Erena: 14 September 2021
ብምክትል ዋና ጸሓፊት፣ ኣሚና መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት፣ ብ12 መስከረም፣ ኣብ ሶማል ምብጻሕ ኣካይዱ።
ሶማል፣ ምስ ምርጫን ካልእ ፖለቲካዊ ውሳኔታትን ብዝተሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኺላቶ ዝጸንሐት ስትራቴጂያዊ ሚሳይላት ከምዘልዓለቶ ተገሊጹ
Radio Erena: 14 September 2021
ኣመሪካ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኺላቶ ዝጸንሐት ስትራቴጅያዊ ሚሳይላት ከምዘልዓለቶ ዝተፈላለዩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ገሊጾም።
ካብ 2019 ኣትሒዙ፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ል [...]
ኣብ ግብጺ ንኣስታት 9 ዓመታት ዝተኣስሩ ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናይ ኤርትራ ከይስጎጉ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 13 September 2021
መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቓናጥር ንኣስታት 9 ዓመታት ኣሲርዎም ዝርከቡ ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ኤርትራ ከይመልሶም ካብ ዝተፈላለዩ ተጣበቕቲ ወገናት ምሕን [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ኣብዘን ዝስዕባ ኣዋርሕ፣ ኣስታት 13% ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ክቃላዕ’ዩ።’ WFP
Radio Erena: 13 September 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ኣስታት 13.6 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ንሓደጋ ጥሜት ክቓላዕ ምዃኑ፣ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣጠንቂቑ።
ኣብታ ሃገር፣ ኣብ ዝተፈ [...]
ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ክወጹ’ዮም
Radio Erena: 13 September 2021
ኣብ መንጎ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ድሕሪ ዝተፈጥረ ዶባዊ ምስሕሓብ፣ ናብ ሱዳን ዞባ ኣብየይ ዝኣተዉ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሓተትቲ ዑቕባ ጽዑቕ ምጽንጻን ከካዪድ ዘኽእሎ ሓንጺጹዎ ዘሎ መደብ ክስርዝ፣ ጥርዓን ቀሪቡ
Radio Erena: 12 September 2021
ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሓተትቲ ዑቕባ ጽዑቕ ምጽንጻን ከካዪድ ዘኽእሎ ሓንጺጹዎ ዘሎ መደብ ክስርዝ፣ ጥርዓን ቀሪቡ።
ኣብ በበይኑ እዋን፣ ኣብ ኣባል ሃገራት ዑቕባ ዝሓተቱን ዝተዋህቡ [...]