Category: ዜና
ካምፓላ፣ ብውሕዱ ሓደ ሰብ ዝቐተለ ምፍንጃር ኣጋጢሙ
Radio Erena: 24 October 2021
ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ብቀዳም 23 ጥቅምቲ ዘጋጠመ ምፍንጃር፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክኸውን ከምዝኽእል ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ።
ኣዛዚ ፖሊስ እታ ሃገር፣ ኣሳን ካሲን [...]
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ
Radio Erena: 24 October 2021
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ከኣ ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርቡ፣ ሩስያ ጸዊዓ።
ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስ [...]
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዘሎ ፍልልይ እንዳሰፈሐ ይመጽእ
Radio Erena: 24 October 2021
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ሲቪላዊ ምምሕዳር’ቲ መንግስቲ ንዝወሰዶ መርገጺ ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዘሎ ፍልልይ እንዳሰፈሐ ይ [...]
ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ግዒዞም
Radio Erena: 22 October 2021
ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝገዓዙ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ካብ ሓሙስ 16 መስከረም ክሳብ ሰሉስ 20 [...]
ሽወደን፣ ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ ንሰሚናር ህግደፍ ምክራያ ከምዘጣዓሳ ገሊጻ
Radio Erena: 22 October 2021
ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም እትርከብ ናይ ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ፣ ሰበ ስልጣን ህግደፍን ሰዓብቶምን ንዘካየድዎ ሰሚናር ምክራያ ከምዘጠዓሳ ከምዝገለጸ [...]
ሱዳን፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ዝድግፉ ኣሽሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ጀሚሮም
Radio Erena: 21 October 2021
ኣብ ሱዳን፣ ነቶም ወትሃደራዊ ዕልዋ ዝድግፉ ሰለፈኛታት ንምቅዋምን፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ንምድጋፍን ዝዓለም ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ኣብ21 ጥቅምቲ ኣብ ካርቱም ሓድሽ [...]
ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ንዝኽሰስ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ኣስፊራቶ
Radio Erena: 21 October 2021
ኣኽባር ሕጊ ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ግኑን ስም ንዘለዎ፣ ኪዳነ ዘካርያስ ሃብተማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ሰባት ኣስፊርዎ።
[...]
ኤርትራ መበቆል ዘለዋ ነርስ ኣብ ብሪጣንያ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ቃልሲ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና ተሸሊማ
Radio Erena: 21 October 2021
ኤርትራ ዝመበቆላ፣ ምብራቕ ገብረህይወት፣ ኣብ ብሪጣንያ ብእትሰርሓሉ ሞያ ነርስ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ሓያል ጻዕሪ፣ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና፣ ካብ ኢድ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ቦ [...]
ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣድማ ኣብ ሓደ ወርሒ ናይ ልዕሊ 80 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ
Radio Erena: 19 October 2021
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ብምዕጻው ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኣድማ፣ ኣስታት 83 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘስዓበ ሚኒስትሪ ሃብቲ እንስሳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ህዝቅኤል ተወልደ፣ ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ሰይሩ
Radio Erena: 19 October 2021
ህዝቅኤል ተወልደ፣ ብኤርትራውያን ኣትለታት ተታሒዙ ንዝጸንሐ ክብረወሰን ማራቶን ሰይሩ።
እቲ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት፣ ንክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ክሰርብ ዝኸኣለ፣ ብሰንበት 17 ጥቅ [...]