Category: ዜና
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 20 September 2022
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ዢ ቢንግ፣ ኣብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ።
ኣብ ለካቲት 2022 መዝነት ካብ ዝቕበል፣ ንካልኣይ እዋኑ ዘካይዶ ዘ [...]
ናይ ሰኑይ 19 መስከረም 2022 ፈነወና
Radio Erena: 19 September 2022
Radio Erena · ሰኑይ 19 መስከረም 2022
[...]
ተዘክሮታት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ – 18 መስከረም 2001
Radio Erena: 18 September 2022
https://www.youtube.com/watch?v=ldIRC-C7WP4 [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ
Radio Erena: 17 September 2022
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሶማል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ፍልልይ ክሳብ ዝፍታሕ፣ ካብ 2019 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ከ [...]
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: 16 September 2022
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከምዝኸተማ ተገሊጹ።
እቲ ብሰሉስ 13 መስከረም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ኣብ ምልዋጥ ሓበሬታ፣ ኢ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 15 September 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ።
ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ
Radio Erena: 15 September 2022
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 12 ክሳብ 14 መስከረም ኣብ ቀጠር ኣብ ዝጸንሓሉ፣ ምስ ኣሚር [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ናብ ኬንያን ኤርትራን ይበጽሕ
Radio Erena: 15 September 2022
ሚኒስተር ዴ'ታ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ቨላምቨሊ ሙራለድሃራን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ህንዲ ናብ ኤርትራን ኬንያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዲ ቤት ጽሕፈት እቲ ሚኒ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ደብዳን ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 September 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትማሊ 14 መስከረም ኣብ ከተማ መቐለ ብዝቐጸሎ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንሰብ ሞያ ሕክምና ብምጥቃስ ሮይተርስ [...]
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ዘየካይድ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቝጺሩ
Radio Erena: 12 September 2022
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ዘየካይድ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቝጺሩ።
እቲ ካቢነ፣ ኣብ 28 መስከረም 2018፣ ኣብ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ዞባና ኣኼባ ከምዘካየደ [...]