Category: ዜና
Ethiopian Peace Talks to Start on 24 October
Radio Erena, 20 October 2022
As the Ethiopian civil war drags to its second year, the situation on the ground is complicated as the Federal gov [...]
‘ኣብ ትሕቲ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት እትርከብ ኢራን፣ ናብ ኢትዮጵያ ድሮን ልኢኻ።’ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ
Radio Erena: 19 October 2022
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክረምቲ 2021 ካብ ኢራን ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ከምዝሸመተት ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣቃሊዑ።
እቲ ክፍሊ፣ ብሰሉስ 18 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ቀረባ ኣብ ዝተቖጻጸረን ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፍቐድ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 18 October 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ከምዝተቖጻጸረን ድሕሪ ምርግጋጽ ናብዘን ከተማታት ሰብኣዊ ሓገዛ ክኣቱ ክፈቕድ ምዃኑ ኣስሚርሉ።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ስለዘንቖልቆለ፣ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ ገደብ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣንቢራ
Radio Erena: 18 October 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ባንክታት እታ ሃገር፣ 'ቀዳምነታት ዘየድልዮ' ነገራት ንዘእትዉ ነጋዶ ናይ ወጻኢ ባጤራ ከይህባ ዝግድብ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።
[...]
ኣብ ክለባት ዎርልድ ቱር፡ ህላውነቶም ኣውሒሶም ካብ ዘለዉ 7 ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ እቶም 4 ኤርትራውያን’ዮም
Radio Erena: 18 October 2022
ኣብ ቅድድም ብሽክለታ እቲ ዝለዓለ ደረጃ ኣብ ዝኾነ፡ ዎርልድ ቱር ናይ ዝወዳደሩ ብዝሒ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ካብ 3 ናብ 4 ክብ ኢሉ።
ቁጽሪ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ኣሲርዎም
Radio Erena: 17 October
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ከምዝኣሰሮም ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
ማእሰርቲ ኣባ ፍቕረማርያም፣ ከም [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ከተማ ቆቦ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም’፣ ዘ ጋርድያን
Radio Erena: 16 October 2022
ሓይልታት ትግራይ፣ ንገለ ክፋል ክልል ኣምሓራ ተቖጻጺሮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም፣ ክብል ዘ ጋርድያን ካብቲ ፍጻሜ ዘምለጡ ንዝበሎም ውልቀሰባት ብምጥቃ [...]
‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ’: ኣንቶኒ ብሊንከን
Radio Erena: 16 October 2022
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ ብምባል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊ [...]
ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ
Radio Erena: 16 October 2022
ወዱ ንዮወሪ ሙሰቨኒን፣ ኣዛዚ ሰራዊት ምድሪ ዝነበረን ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ።
እቲ ዩጋንዳዊ ጀነራል ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ብዛዕባ ኬ [...]
ጀኔቫ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ውድድር ሮቦት ይሳተፉ ኣለዉ
Radio Erena: 14 October 2022
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተማ ጀኔቫ ኣብ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ሮቦት (robetic competition) ሓሙሽተ ኤርትራውያን ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብቲ ካብ 13- ክሳብ 16ጥቅምቲ ዝ [...]