Category: ሃገራዊ ዜና
ህላዌ ባሕርያ ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንእስራኤል ስግኣት ፈጢሩላ
Radio Erena: 07 July 2022
ኢራን፤ ህላዌኣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምዕባይ ኣብ እትሰርሓሉ ዘላ እዋን፤ ተወሰኽቲ መራኽብ ኲናት ምውፋራ ኣቓልቦ እስራኤልን ምዕራባውያን ሃገራትን ክስሕብ ምጅማሩ ተገሊጹ።
ማዕከናት ዜና እስ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 05 July 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ምስ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃንን ርክብ ኣካዪዶም።
ክልቲኦም መራሕቲ ብሰሉስ 5 ሓምለ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካየዱዎ ርክብ [...]
ኤርትራ፣ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን፣ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ
Radio Erena: 03 July 2022
ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ኤርትራ ዕደናታት ዘካዪዱ ዘለዉ ትካላት፣ ኣልፋ ኤክፕሎሬሽን፤ ናይ መወዳእታ ውጽኢት ምህርቱ ክርእይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ኣብ ደቡባዊ ም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ንምዝታይ ዝውክልዎ ሰባት መዚዙ
Radio Erena: 28 June 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ንምክያድ፣ ወከልቱ መሪጹ።
እታ ሸውዓተ ዝኣባላታ ኮሚቴ ብምኽትል ቀዳማይ ሚንስተር ደመቀ መኮነን ከም እትምራሕ፣ መንግስቲ’ታ [...]
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከፊቱ
Radio Erena: 28 June 2022
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዞባታት ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ መጠነ-ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
ኣሶሼትድ ፕረስ ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ ሰራዊት [...]
ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር
Radio Erena: 26 June 2022
ኣብዚ ዝሓልፈ ሳምንታት፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር ምህላዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ብመሰረት እቶም ምንጭታት፣ ካብ ቤት ማእሰር [...]
ብሪጣንያ ንሓደስቲ ስደተኛታት ብመቆጻጸሪ ጂ.ፒ.ኤስ. ክትከታተል ትምድብ
Radio Erena: 26 June 2022
መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ብልክዕ ኣበይ ከምዘለዉ ዝሕብር ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ብምግባር ክቆጻጸሮም መደብ ኣውጺኡ ምህላዉ፣ ዋሺንግቶን ፖስት ሓቢሩ።
እቲ መንግ [...]
The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy
Radio Erena: 24 June 2022
On June 20, Eritreans observed with due honor the Martyrs’ Day. A solemn commemoration evoking a national saga of exe [...]
‘ሃረር’ ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራእያ
Radio Erena: 24 June 2022
'ሃረር' ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተራእየት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እታ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብ15 ሰነ ናብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተጸገዐት ዘረጋገጹ እቶም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኣስታት 900 ኩባንያታት ዕደና ፍቓድ ከምዝሰረዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 June 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቦታት እታ ሃገር፣ ዳህሳስን ኩዕታን ነዳዲን ጋዝን ዝርከቦ ማዕድናት ከካይዳ ዝጸንሓ፣ ኣስታት 900 ናይ ወጻኢን ውሽጢ ሃገርን ኩባንያታት ፍቓድ ከ [...]