Category: ሃገራዊ ዜና

መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ ኣብ ዝብሃል ናይ ኣርሓታት ቅድድም Critérium du Dauphiné ክወዳደር’ዩ
Radio Erena: 11 August 2020
ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ'ዩ ተባሂሉ ኣብ ዝግለጽ ውድድር Critérium du Dauphiné ክቀዳደም'ዩ።
እዚ ምስ ካዛኪስታናዊት ክለብ ቅድድም ብሽክለታ [...]

ናይ ሎሚ ሰኑይ 10 ነሓሰ 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=jVJBrk90h_0&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]

‘ስዉር ጥሜት የብቅዕ’፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ዲሲን ከባቢኣን
Radio Erena: 09 August 2020
መንግስቲ ኤርትራ ብምኽንያት ውሸባ ኣንጻር ኮቪድ 19፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ናይ ጥሜት መርበብ ኣጻዊዱ ብምባል ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ።
በዚ መሰረት ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን [...]

ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ
Radio Erena: 09 August 2020
ሩስያ፣ ኣብ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ሚስጢራውያን ሰነዳት ኣመልኪቶም።
‘ቢልድ’ ሓደ ካብ ህቡባት ማዕከናት ዜና ጀርመን፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 07 ነሓሰ 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=i-slmKH69gs&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1&fbclid=IwAR11DxcV42akfuEdwkE2xdPKFi4HlD5khFb55 [...]

ለንደን፣ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ማሕበራዊ ሕሰም ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 07 August 2020
ኣብ ለንደን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ማሕበራዊ ሕሰምን ወረ ኵናትን ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ን [...]

ናይ ሎሚ ሓሙስ 06 ሓምለ 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=H6l3comp2_g&feature=emb_title [...]

ናይ ሎሚ ሰለሱ 04 ነሓሰ ፈነወ ራድዮ ኤረና
https://www.youtube.com/watch?v=cIBoT2ukKO8&feature=emb_title [...]

Dr. Yahia Jabir: An Eritrean saga
Radio Erena 04 August 2020
Friday 31 of July was Eid Al-Adha which also corresponded with the 50th anniversary of the fall of the first Eritrea [...]

ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም
Radio Erena: 02 August 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንዜጋታቶም ንምሕጋዝ ዝገብሩዎ ዘለዉ ቀጻሊ ወፈያ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ [...]