Category: ሃገራዊ ዜና

Challenging Isaias
Radio Erena: 14 September 2020
President Afwerki has swiftly dealt with any oppositional challenges that have arisen during his 27 years as pre [...]

ስቓይ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ኣብ ኤርትራ
Radio Erena: 14 September 2020
ውህበት የማነ የማነ ጓል 16 ዓመት እንከላ'ያ ተኣሲራ። ድሕሪ 14 ዓመታት ድማ ዝሓለፈ ቅንያት ተፈቲሓ።
ትወን ን16 ዓመታት'ያ ተኣሲራ ጸኒሓ። ካብ ሕጽኖቱ ተወሲዱ ን14 ዓመታት ዝ [...]

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክዕጾ፣ ዳግማይ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 13 September 2020
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክዕጾ፣ ዳግማይ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ንባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝለኣኾ መጸዋዕታ፣ እቲ [...]

“ነበርቲ ኳዜን፣ ጸረ ኣንበጣ መድሃኒት ዝዕደሉ መሲልዎም ድሕሪ ምእካቦም’ዮም ብሰራዊት ተኸቢቦም።”
Radio Erena: 11 September 2020
ኣብ ኳዜን፣ ብሰንበት 30 ነሓሰ እንታይ'ዩ ኣጋጢሙ?
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዘይፍርዲ ንዓመታት ኣሲርዎም ዝጸንሐ 20 ዝኾኑ ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል፣ ብዋሕስ ከምዝፈትሐ ተሰሚዑ። ብኣንጻ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 10 September 2020
ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ያ ክብሉ ኣብዚ ዓውዲ'ዚ ዘተኮሩ መጽናዕታት ገሊጾም።
ብምኽንያት'ቲ 8 መስከረም ተዘኪሩ ዝወዓለ [...]

ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ
Radio Erena: 10 September 2020
ኣብ ግሪኽ፣ ደሴት ለስቦስ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ድሕሪ ዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ከምዝኸኣሉ ተገሊጹ።
እቲ 12 ሽሕ ዝግመት ስደተኛታት ኣዕቝቡ ዝጸንሐ [...]

ዘተ ብዛዕባ ሎሚ 09 መስከረም ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ምርጫ
Radio Erena: 09 September 202
[...]

Ethiopia from Escalation to Head-on Clash
Radio Erena: 08 September 2020
The Ethiopian House of Federation recent statement nullifying the forthcoming election in Tigray will accelerate [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 መስከረም 2020 ፈነወና፣-
Radio Erena: 08 September 2020
https://www.youtube.com/watch?v=aLcQIL8s_yk&feature=emb_title [...]

“ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዕብየት ከተርኢ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምሕዝነታዊ ግጥማት ከተካይድ የድልያ።” ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ
Radio Erena: 08 September 2020
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ምስ ካልኦት ሃገራውያን ጋንታታት ምሕዝነታዊ ግጥማት ንኸተካይድ ድሌቱ ምዃኑ ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ ኤፍሬም ሓቢሩ።
ንሱ ንመርበብ ሓበሬታ [...]