Category: ሃገራዊ ዜና

ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም
Radio Erena: 08 February 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 60ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
እቶም ዝበዝሑ ደቂተባዕትዮ ዝርከብኦም [...]

ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ
Radio Erena: 07 February 2021
ግብጺ፣ ሃለዋት’ቶም ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ከምዘሻቐላን ብቕጽበት ክፍትሑን ጸዊዓ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኤርትራዊ መዘንኡ ኣቶ ዑስማ [...]

ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 05 February 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክስሕብ ጸዊዑ።
ምምሕዳር ባይደን፣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ [...]

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን።” ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ
Radio Erena: 04 February 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን ክብል ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግርይ፣ ዶ/ር ሙሉ ነጋ ገሊጹ።
ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ዝሓለፈ ቅንያት፣ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 69 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ዩኒሴፍ ገሊጹ
Radio Erena: 04 February 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ 69,300 ቆልዑ፣ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሰፍ ገሊጹ።
ካብቶም ኣብ ኤርትራ ሓገዝ ዝተገብ [...]

Opinion: Our Soldiers across the Border
Radio Erena: 02 February 2021
US administration in a strongly worded statement ‘pressed’ Eritrean officials to immediately withdraw forces from [...]

ኣብ ትግራይ፣ ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 02 February 2021
ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝርከባ መዓስከራት ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ መሬት ትግራይ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 02 February 2021
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ መሬት ትግራይ ሰራዊቱ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ።
እዚ ኣብ ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን ዝካየድ ዘሎ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ኢትዮጵያ [...]