Category: ሃገራዊ ዜና
ላዕለዎት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ይዝትዩ
Radio Erena:10 June 2021
ላዕለዋት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብምትኳር፣ ሎሚ ሓሙስ 10 ሰነ ዘትዮም።
እቲ ብናይ ቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተኻየደ ዘተ፣ 7 ወርሑ ኣቑጽሩ ዘሎ ኵናት ትግ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ምስታፎም ሕቡራት ሃገራት ብመርትዖ ገሊጹ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ኣቃሊሐን
Radio Erena: 08 June 2021
ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ምስታፎም ዘረጋግጽ መርትዖ ከምዘሎ፣ ንጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሶማል ገሊጸን።
እዚ ብፍሉይ ጸብጻብ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ንዝተበታተነ ህወሓት ዳግም ንምእካቡ ጣልቃ ይኣቱ ኣሎ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ወቒሱ
Radio Erena: 08 June 2021
ኣመሪካ፣ ንህወሓት ትሕግዝ ኣላ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ተቓዊሙ።
እቲ መንግስቲ፣ ብስም ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ናብ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ [...]
ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊት ኤርትራን ኣጽዋርን፣ ኣብ ከባቢ ተንቤን፣ ሰለኽለኻን ውቕሮን ይተኣኻኸብ ኣሎ
Radio Erena: 08 June 2021
ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ከባቢ ተንቤን፣ ሰለኽለኻ፣ ውቕሮ፣ ጭላን ጣንቓ በርገሊን ናብ ዝተባህለ ከባቢታትን ይተኣኻኸብ ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮ [...]
3 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ
Radio Erena: 08 June 2021
ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ መበል 32 ውድድር ኦሊምፒክ፡ ኣብ ዓውዲ ስፖርት ኣትለቲክስ፡ ዛጊት 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ ኣሎ።
[...]
ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ንምምላስ ኤርትራ ምስ እትርከበን ሃገራት ትዘራረብ ምህላዋ ተሓቢሩ
Radio Erena: 07 June 2021
መንግስቲ ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ነናብ ሃገሮም ንምጥራዝ ዝሓለፈ ሰሙን ውሳኔ ከምዘሕለፈ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣቐዲሙ ምስ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ።
[...]
ኤርትራ፣ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ንምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ብዝምልከት ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ
Radio Erena: 06 June 2021
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ጀሚሩ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰበስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ ኣለዉ።
ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ካብ ጋ [...]
ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 04 June 2021
ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 4 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም የመናውያን፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ካብ ከተማ ዓደን ዘምጻቶም ምንባሮም ዝሓበሩ [...]
ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ
Radio Erena: 03 June 2021
ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ፣ ህጹጽ ሓገዝ ንምርካብ ከምዝተመዝገቡ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ።
ኣብ ብዙ [...]
“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ
Radio Erena: 03 June 2021
ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር፣ ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ድሕሪ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ ኣብ ወሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኣመንቲ ሬሳታቶም ፍሒሮም ናብ [...]