Category: ሃገራዊ ዜና
ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ንዝኽሰስ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ኣስፊራቶ
Radio Erena: 21 October 2021
ኣኽባር ሕጊ ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ግኑን ስም ንዘለዎ፣ ኪዳነ ዘካርያስ ሃብተማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ሰባት ኣስፊርዎ።
[...]
ኤርትራ መበቆል ዘለዋ ነርስ ኣብ ብሪጣንያ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ቃልሲ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና ተሸሊማ
Radio Erena: 21 October 2021
ኤርትራ ዝመበቆላ፣ ምብራቕ ገብረህይወት፣ ኣብ ብሪጣንያ ብእትሰርሓሉ ሞያ ነርስ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ሓያል ጻዕሪ፣ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና፣ ካብ ኢድ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ቦ [...]
ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ህዝቅኤል ተወልደ፣ ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ሰይሩ
Radio Erena: 19 October 2021
ህዝቅኤል ተወልደ፣ ብኤርትራውያን ኣትለታት ተታሒዙ ንዝጸንሐ ክብረወሰን ማራቶን ሰይሩ።
እቲ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት፣ ንክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ክሰርብ ዝኸኣለ፣ ብሰንበት 17 ጥቅ [...]
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 October 2021
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ተደጋጋሚ ደብዳብ ከምዘካየዳ ዝተፋለለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን።
ብሚሊሻታት ዝተፈላለያ ክልላት ተደጊፉ ምስ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ኵናት [...]
ድምጺ ውጹዓት ኤርትራውያን ንምዃን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል
Radio Erena: 17 October 2021
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታቶም ድምጺ ንምዃን ዘካይዱዎ ዘለዉ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ።
እዞም ኣብ ሃገራ [...]
ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ
Radio Erena: 17 October 2021
ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ።
ኣብ ጀኔቫ ዝመደበሩ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዕለት 14 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ኤርትራ እ [...]
Ethiopia: No Peace at Hand
Radio Erena: 15 October 2021
The rapidly deteriorating humanitarian crisis in Northern Ethiopia and the repeated international calls for urgent [...]
ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 15 October 2021
ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም፣ ካብቲ መዓስከራት ሃዲሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ወገ [...]
ወከልቲ ኣመሪካ፣ ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ዘትዮም
Radio Erena: 13 October 2021
ወከልቲ ኣመሪካ፣ ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ብዝምልከት ከምዝዘተዩ ኣፈኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመ [...]
ኣባላት ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ብዘይዝኾነ ገበን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ክሳብ 10 ሽሕ ብር ጉቦ እናኽፈሉ የውጽእዎም ምህላዎ ተቓውሊዑ
Radio Erena: 11 October 2021
ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዓበይቲ ከተማታት ኢትዮጵያን፣ ኤርትራውያን ምእንቲ ገንዘብ ክኸፍሉ ብኣባላት ፖሊስ ይእሰሩ ምህላዎም፣ ኣባላትን ወደብትን ኮሜቴ ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን [...]