Category: ሃገራዊ ዜና
ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ወትሃደራዊን ቁጠባውን እገዳታት ዘንበረት ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ዝተረረ እገዳ ከተንብር ከምእትኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 14 November 2021
ኣብ ልዕሊ ህግደፍን ወትሃደራዊን ቁጠባውን መሓውራቱን እገዳ ዘንበረት ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይ'ውን ተወሳኺ እገዳታት ከተንብር ከምእትኽእል ዲፕሎማ [...]
‘ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም
Radio Erena: 14 November 2021
ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ ክብል ገሊጹ።
ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ‘እቲ መግብን መድሃኒትን ብሜላ ና [...]
ኤርትራዊት ኢንተርናሽናል ዳኛ ሱዛን ሰመረ፣ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሴካፋ፡ “ብልጽቲ ዳኛ” ተባሂላ ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ
Radio Erena: 10 November 2021
ኤርትራዊት ኢንተርናሽናል ዳኛ ሱዛን ሰመረ፡ ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ 9 ሕዳር ኣብ ንጀሩ ኡጋንዳ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሃገ [...]
‘ኮማንዶ’ ምዃኖም ዝተገልጹ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ናብ ዓሰብ ክዓልባ ቀንየን
Radio Erena: 10 November 2021
ኮማንዶ ምዃኖም ዝተገልጹ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ናብ ዓሰብ ክዓልባ ከምዝቐንያ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ተልእኾ ናይቶም፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብሽዱሽተ ናይ መጓ [...]
መላእ ኤርትራ፣ ናብ ዳግማይ ጸልማት ተመሊሱ
Radio Erena: 09 November 2021
ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ኤርትራ፣ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተራእየ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ዝቐጸለ፣ ምቁራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ብተዛማዲ ተፈቲሑ እኳ እንተነበረ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ዝነበሮ [...]
ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት፣ በብእዋኑ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንምስታፍ ዝወጹ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም
Radio Erena: 09 November 2021
ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ሴካፋ ንምስታፍ ካብ 2006 ክሳብ ዝሓለፈ ሰሙን ናይ 2021 በብእውኑ ዝወጹ ብውሕዱ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዑቕባ ንምሕ [...]
ኤርትራዊት ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴት ኪዳነ፡ ኣብ ልምምድ እንከላ ብዘጓነፋ ሓደጋ መኪና ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።
Radio Erena: 09 November 2021
ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴት ኪዳነ፡ ትማሊ ሰኑይ 8 ሕዳር 2021 ብዘጓነፋ ሓደጋ መኪና ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።
ብ10 ጥቅምቲ 2000 ዓመተ ምሕረት ዝተወልደት [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ሓይሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 08 November 2021
ዕጡቓት ጉሙዝ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ዝርከብ ዞባ መተከል ብዘካየድዎ መጥቃዕታት ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ።
ዘ ሪፖርተር ንነበርቲ እቲ ከባቢ ብም [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ፤ ሳልቫ ኪር ሽምግልና ከካይድ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓቲቱ
Radio Erena: 07 November 2021
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 5 ሕዳር ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝገበሮ ፍሉይ ኣኼባ [...]
ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብባቡር ተረጊጾም
Radio Erena: 06 November 2021
ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ከባቢ ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብባቡር ተረጊጾም።
በቲ ብ4 ሕዳር ዘጋጠመ ናይ ባቡር ሓደጋ፣ ሓ [...]