Category: ሃገራዊ ዜና
ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዶባተን ካብ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ሓድሽ ሜላ ምቁጽጻር የተታትዋ
Radio Erena: 27 February 2022
ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዶባተን ካብ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ሓድሽ ሜላ ምቁጽጻር የተታትዋ ከምዘለዋ ተገሊጹ።
ኣገልግሎት ምቁጽጻር ዶባት ኤውሮጳ ‘ፍሮንተክስ’፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዶባ [...]
ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሕጂ ኣብ ዝተፈጸመ ሻዱሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ካልኣይ ተዓዋቲ ኮይኑ። ብጫ ማልያ፡ ካብ ስጳኛዊ ኤንጀል ማድራዞ መንዚዑ ኣብ ዝባኑ ለቢስዋ
Radio Erena: 25 February 2022
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮኮንቲነንታል ቲም ድሮን ሆፐር ኣንድሮኒ ጂዮካቶሊ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሕጂ ኣብ ዝተፈጸመ ሻዱሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ካልኣይ ተዓዋቲ ኣብ ርእሲ ም [...]
ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ተረኺባ
Radio Erena: 23 February 2022
ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ከምዝተረኽበት፣ ፖሊስ’ታ ከተማ ሓቢሩ።
ምስታ ግዳይ ኣብ ተመሳሳሊ ህንጻ እትነብር ጎረቤት፣ ምልክታት ደም ብም [...]
ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብ20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ
Radio Erena: 22 February 2022
ስእሊ፡ ኣርካይቭስ ኢንተርነት
ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብሰንበት 20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ መበል 37 ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ወጺኡ።
[...]
ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ
Radio Erena: 20 February 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣትዩዎ ንዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ፣ ካብ ኣብ ወተሃደራዊ ሃይሊ ዝያዳ፣ ኣብ ሰላማዊ ዘተ ከተኩር ከምዘለዎ ፈረንሳ ኣተሓሳሲባ።
ፕረዚደንት ኢማኑወል ማክሮን፣ ምስ ቀዳ [...]
ሓይልታት ትግራይን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ዓፈርን ኵናት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት፣ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም
Radio Erena:19 February 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ዓፈር፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ፣ ብ03 ለካቲት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታ [...]
‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’
Radio Erena: 18 February 2022
ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 17 February 2022
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በጺሖምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ምስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝጽብጸብ፣ ብዙሕ ግፍዕታት ከምዝፈጸሙ፣ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል [...]
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ክወዳደሩ’ ዮም
Radio Erena: 16 February 2022
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ንኣህጉራውያን ክለባቶም ወኪሎም፣ ዝመጽእ ሰንበት 20 ለካቲት፣ ኣብ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዝኽፈት ውድድር ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ 2022 ክቐዳደሙ እዮም [...]
ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 16 February 2022
ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ሓሙስ 17ን ድሕሪ ጽባሕ ዓርቢ 18ን ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለስ ክካየድ'ዩ።
ኣብዚ ኣብ ንግዲ፣ [...]