Category: ሃገራዊ ዜና
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 17 March 2022
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ፣ ፈላሚ ዑደቱ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ የካይድ ኣሎ።
ዛጊት ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ጂቡቲን በጺሑ ዘሎ እ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይገፉ
Radio Erena: 17 March 2022
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጽዑቕ ግፋ የካይዱ ኣለዉ።
እዚ ሰሙኑ ኣቝጺሩ ዘሎ ግፋ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 15 March 2022
ምስ ኤርትራ ብምዃን ንክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ናብ ዘላ ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ክልኣኸላ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ዝ [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን
Radio Erena: 13 March 2022
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን።
ወሃብ ቃል ሰራዊት ግብጺ ጋሪብ ዓብደል-ሓፊዝ ብዕለት 10 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳን ግ [...]
ክታበት ጸረ ኮቪድ19 መሰል ኩሉ ዜጋ ወዲሰብ ክኸውን ዝጠልብ እማመ ቀሪቡ
Radio Erena: 13 March 2022
ክታበት ጸረ ኮቪድ19 ኣብ መንጎ ሃብታማትን ድኻታትን ሃገራት ምዕሩይ ምቕረሐ ብዘይምህላዉ፣ ነቲ ለበዳ ንምግታእ ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
እቲ ውድብ ብ10 መጋ [...]
‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ
Radio Erena: 12 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንሰላማውያን ሰባት ብሓዊ ኣቃጺሎም ዝቐተሉ ወተሃደራትን ዕጡቓት ምልሻታትን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ገሊጹ።
ቤት ጽሕፈት መራኸቢታት እቲ መንግስቲ ኣብ ዘው [...]
ኣብ ዕረፍቲ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዘጽቀጠ ሲነዶስ ኤርትራ፣ ብሞት ፓትሪያርክ ኢትዮጵያ ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ
Radio Erena: 10 March 2022
ንኣስታት 16 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝነበሩ፣ ፓትሪያርክ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣብነ እንጠንዮስ ምስ ዓረፉ ናይ ሓዘን መግለጺ ኮነ መልእኽቲ ዘየመሓላለፈ፣ ሲነዶ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝተኸስተ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 10 March 2022
ሕቡራት ኢማራር ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ከምዝለገሰት፣ ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት፣ ማርቲን ግሪፍ [...]
ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም
Radio Erena: 10 March 2022
ስትራቴጃዊ ገማግም ተቆጻጺሮም ዝርከቡ ሓይልታት ሑቱ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ኣህጉራዊ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሚሳይል ከምዝተኮሱ፣ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም።
ኣሶሸትድ [...]
ኤርትራውያን ኣክቲቪስት ኤርትራ ናይ Starlink ኢንተርነት ተጠቃሚት ክትከውን ይጉስጉሱ
Radio: 09 March 2022
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ወራር ድሕሪ ምክያዳ ወናኒ ኮፕሬሽን ዳህሳስ ህዋ (SpaceX) ኢሎን ማስክ ንዩክሬን ብመገዲ Starlink ሳተላይታት ናጻ ናይ ኢንተርኔት ኣገልግሎት ክህባ ተመባጺዑ:: ከም [...]