Category: ዜና

1 47 48 49 50 51 384 490 / 3831
ሱዳን: ጻውዒት ምቁራጽ ተጻብኦ ኣብ ‘ጾመ -ሮመዳን’

ሱዳን: ጻውዒት ምቁራጽ ተጻብኦ ኣብ ‘ጾመ -ሮመዳን’

RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024 ወርሒ ጾም 'ሮመዳን' ጀሚርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ጾምን ጸሎትን ከሕልፍዎ እዩ ሃይማኖቶም ዝእዝዞም:: ነዚ ንምትግባር [...]
ሕማም ዓሶ: ኣውራ ቀታሊ ሕማም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን ኮይኑ ይቕጽል

ሕማም ዓሶ: ኣውራ ቀታሊ ሕማም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን ኮይኑ ይቕጽል

RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024 ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ሓደ ካብ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማማትን ቀታልን እዩ:: ኣብ 2021 ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ፣ ኣብታ ዓመት 'ቲኣ 9 [...]
ሽወደን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ካብ ምምሕዳር ስቶኮልም ሓገዝ ከምዘይረክብ ተገሊጹ

ሽወደን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ካብ ምምሕዳር ስቶኮልም ሓገዝ ከምዘይረክብ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024 ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ንፌስቲቫል ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ደገፍ ክስሕቦ ምኳኑ 'ዳገንስ ኒሄተር' ንዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቃስ ራድዮ ሽወደን ትግርኛ ሓቢራ። ዝሓለፈ ዓ [...]
ሶማል፡ ብቱርኪ ዝሰልጠኑ ኣማኢት ወትሃደራዊት ተመሪቖም

ሶማል፡ ብቱርኪ ዝሰልጠኑ ኣማኢት ወትሃደራዊት ተመሪቖም

RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024 ብቱርኪ ክስልጣኑ ዝጸንሑ ኣማኢት ወትሃደራት ሶማል ተመሪቖም። እቶም ብ07 መጋቢት ዝተመረቑ ወትሃደራት ሶማል፡ ኣካል 'ቲ ዝቐውም ዘሎ ሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ኮይኖም ከምዘገልግ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከባቢ ዲጋ ተሃድሶ ዝተዋፈሩ ልዕሊ 246 ሰራሕተኛታት   ብዕጡቓት ኣምሓራ ተጨውዮም

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከባቢ ዲጋ ተሃድሶ ዝተዋፈሩ ልዕሊ 246 ሰራሕተኛታት ብዕጡቓት ኣምሓራ ተጨውዮም

RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ደቡብ፡ ዞባ ጋርዱላ፡ ኣብ መዓልታዊ ስርሓ ዝነጥፉ ዝነበሩ ልዕሊ 246 ሰባት ብዕጡቓት ኣምሓራ ከምዝተጨዩ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ዞባ ጋርዱላ ዝተጨውዩ [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ኦሊምፒክስ ፓሪስ ዝሓሸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ሽዱሽተ ደቂንስትዮ ኣትሌታት  ኣብ ኬንያ ኣሰልጢና

ኤርትራ፡ ኣብ ኦሊምፒክስ ፓሪስ ዝሓሸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ሽዱሽተ ደቂንስትዮ ኣትሌታት ኣብ ኬንያ ኣሰልጢና

RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024 ኤርትራ፡ ዓቕሚ ኣትሌታት ደቂንስትዮ ንምዕባይ፡ ሽዱሽተ መንእሰያት ኣብ ኬንያ ከምዘሰልጠነት መርበብ ሓበሬታ ዎርልድ ኣትሌቲክስ ሓቢሩ። እተን ካብ ወርሒ ሕዳር 2023 ኣትሒ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 10 March 2024 Radio Erena · ሰንበት 10 መጋቢት 2024   [...]
ብደረጃ ዓለም ናብ ዝልዓለ ስልጣን መንግስትን ሃገርን ናይ ዝመጽኣ ዘለዋ ደቂንስትዮ ብዝሒ ይዛይድ

ብደረጃ ዓለም ናብ ዝልዓለ ስልጣን መንግስትን ሃገርን ናይ ዝመጽኣ ዘለዋ ደቂንስትዮ ብዝሒ ይዛይድ

RADIO ERENA - Friday, 08 MArch 2024 ኣብ ዓመተ 2023- 2024፣ ብደረጃ ዓለም፣ 29 ደቂንስትዮ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ኮይነን ህዝብታትን ሃገራተንን ኣብ ምግልጋል ይርከባ። እዘን ደቂንስትዮ፣ ከም ከ [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

RADIO ERENA - Friday, 08 March 2024 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝጽንበል ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕ [...]
ኣስመራ፣ ብምውላ ሕብረት ኤውሮጳ ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠና26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን

ኣስመራ፣ ብምውላ ሕብረት ኤውሮጳ ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠና26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን

RADIO ERENA - Friday, 08 March 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ብምወላ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ብዝተፈላለየ ስነ ጥበብን ኢደ ስርሓትን ክስልጣን ዝጸንሓ 26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን። እተን ደቂንስትዮ [...]
1 47 48 49 50 51 384 490 / 3831