Category: ዜና

ኣስመራን ከባቢኣን፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ፣ 588 ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ኣጋጢሙ
Radio Erena:- 14 August 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሓት ሰነን ሓምለን ጥራይ፣ 588 ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ከምዘጋጠመ ንጸብጻብ ፖሊስ ትራፊክ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ሓቢሩ።
[...]

ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ
Radio Erena:- 14 August 2019
ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቲዮዶር ኦብያንግ ባሳጎ ንግዌማ፣ ናብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ።
ካብ ዘለዎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝ [...]

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም
Radio Erena:- 14 August 2019
ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ላዕልዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን መሓምድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ሳል ማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድን ኣብ ጉዳይ የመ [...]

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ኣብ ሓጺር ዓመታት፣ ልዕሊ 20 ኣብረርቲን ቴክኒሻናትን ብስደትን ሞትን ከሲርዎም
Radio Erena: 12 August 2019
ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ 2012 ክሳብ እዚ ናይ 5 ነሓሰ ዘጋጠመ ሓደጋ ሄሊኮፕተር፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከቦም፣ ብውሕዱ 12 ኣብረርቲ ብሰንኪ ሞትን ስደትን ከምዝኸሰሮም ምስቲ ትካ [...]

ኢጣልያን UNICEFን፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ናብ ስደት ከይውሕዙ ንምክልኻል ዝዓለመ መደባት ኣብ ኤርትራ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 12 August 2019
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያን ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)ን፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ናብ ስደት ከይውሕዙ ንምክልኻል ዝዓለመ፣ ናይ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኤውሮ፣ ዝተፈላለ [...]

ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ክትቅበል ከምእትኽእል ትገልጽ
Radio Erena: 12 August 2019
ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትቅበል ከምእትኽእል ኣፍሊጣ።
መግለጺ መንግስቲ ርዋንዳ ከምዘመልክቶ፣ እታ ሃገር ካብ ሊብያ ብ [...]

‘’ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ’ዩ ዝጅምር’’ ህዩማን ራይትስ ዎች
Radio Erena: 11 August 2019
ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን መንእሰያት ዝኾነ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ካብ ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ’ዩ ዝጅምር ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል [...]

ሪቻርድ ጊር ካብ ሓደጋ ባሕሪ ንዝደሓኑ ስደተኛታት በጺሑ
Radio Erena: 11 August 2019
ልዕሊ 100 ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓነት ካብ ኢጣልያ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቶም ኤስ.ኦ.ኤስ. መዲተራንያን ምስ ሓካይ [...]

ኢትዮጵያ፣ ‘’ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ’ዩ’’ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ.
Radio Erena: 11 August 2019
ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ከምእተካዪድ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ገሊጹ።
እቲ ሰልፊ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያድ ብዓርቢ [...]

ኣብ ምርኢት ሳዋ ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት እታ ሓንቲ ብምውዳቃ፣ ክልተ ኣብረርታ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 09 August 2019
ኣብ መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ኣብ ምርኢት ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት፣ እታ ሓንቲ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታን ሓደ ቴክኒሻንን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣ [...]