Category: ዜና

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ
Radio Erena: 19 July 2020
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ።
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት መበል 44 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካየደሉ፣ ንጉዳይ [...]

ብቀ.ሚ. ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ
Radio Erena: 19 July 2020
ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ።
ዕላማ’ቲ ጉጅለ ልኡኽ ብወግዒ ኣይተገልጸን። ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዋህበ ሓበሬታ ‘ [...]

ጀርመናዊ ትካል መፍረ መድሃኒት፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ኮሮና ቫይረስ ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 July 2020
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንመላእ ዓለም ኣናዊጹሉ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን፣ ጀርመናዊ ትካል ፋርማሲ፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
እቲ ባዮኤንተክ ዝተባህለ ትካል [...]

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ
Radio Erena: 16 July 2020
ኤርትራ እትርከበን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት፣ ህዝበን ብከቢድ ናይ መነባብሮ ቅልውላውን ጥሜትን ይግረፍ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ካብ በበይነን ኣህጉራውያን ትካላት ስታቲስቲክስ ዝወሃብ [...]

ኢትዮጵያ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም
Radio Erena: 16 July 2020
ብዓሌታዊን ቀቢላዊን ግጭታት እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ’ዚ ብሓድሽ ማዕበል ተሲኡ ዘሎ ናዕቢ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም።
ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝዝ [...]

ሶማልያ፣ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ወጺኡ
Radio Erena: 16 July 2020
ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ከምዝወጸ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን።
ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ቦምባ ከምዝተኻየደ ዝተገልጸ እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ሓለው [...]

ኤርትራ፣ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም
Radio Erena: 14 July 2020
የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን፣ ከም ሰለይቲ ወተሃደራት ከምዝረኣዩ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም።
እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ዓዶም ዝተፋነ [...]

ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ኣይተረኽቦን
Radio Erena: 14 July 2020
ንኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ከምዘይተረኽቦ ተገሊጹ።
እቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ኣብ መንጎ ናይ [...]

ዩጋንዳ፤ ሙሰቨኒ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን መጥቃዕቲ ይፍኑ
Radio Erena: 14 July 2020
ዩጋንዳ፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ውልቂ ሜድያ መጥቃዕቲ ክካየድ ምጅማሩ፣ ኣሻቓሊ ከምዝኾነ ኮሚቴ ንምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራ [...]

ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቦም
Radio Erena: 12 July 2020
ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ብገዛእ ፍቓዶም ስልጣኖም ገዲፎም።
ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር፣ ‘ጠለብ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየደ ህዝቢ ንምምላእ’ ብዝብል ምኽንያት፣ ምቅይያር ካቢኔ ሚኒስ [...]