Category: ዜና

1 284 285 286 287 288 384 2860 / 3831
ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ

ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ

Radio Erena: 13 October 2020 ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ብሪጣንያ ተረቑሑ። ጸሓፊ፣ ገጣሚን ጋዜጠኛን ኣማኑኤል ኣስራት፣ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

Rado Erena: 13 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=9n0816FiJvo&feature=emb_title [...]
ኩዌት፣ ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝተቓወሙ ሰለስተ ግብጻውያን ናብ መንግስቲ ግብጺ ኣረኪባ

ኩዌት፣ ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝተቓወሙ ሰለስተ ግብጻውያን ናብ መንግስቲ ግብጺ ኣረኪባ

Radio Erena: 13 ጥቅምቲ 2020 ንግስነት ኩዌት፣ ንፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ዝተቓወሙ ሰለድተ ግብጻውያን፣ ናብ መንግስቲ ግብጺ ከምዘረከበቶም ምንጭታት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። እቶም ግብጻውያን፣ ዝሓ [...]
ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

Radio Erena: 11 October 2020 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ነበር፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ካናዳ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን መስሪቶሞ ዝጸንሑ ክሲ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ብዝተበጽሐ ሽምግልና (Settlemen [...]
ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 11 October 2020 ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበረ ግዜ ልዕሊ 1.55 ሚልዮን ሰባት ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣመልኪቱ። እቶም 1.29 ሚል [...]
ኡጋንዳ፣ ናጽነታ ካብ ዝረኸበትሉ መበል 58 ዓመታ ጸንቢላ፣ እቲ 34 ዓመታት ብሓደ ፕረዚደንት’ያ ትምራሕ ዘላ

ኡጋንዳ፣ ናጽነታ ካብ ዝረኸበትሉ መበል 58 ዓመታ ጸንቢላ፣ እቲ 34 ዓመታት ብሓደ ፕረዚደንት’ያ ትምራሕ ዘላ

Radio Erena: 11 October 2020 ኡጋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ናጽነታ ዝረኸበትሉ መበል 58 ዓመት ጸንቢላ። እታ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር፣ ካብ 1894 ኣትሒዛ ን68 ዓመታት ኣብ መግዛእኦ ብሪጣንያ ድሕሪ [...]
ሶማል፣ ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ክልተ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ብኮቪድ 19 ሞይቶም

ሶማል፣ ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ክልተ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ብኮቪድ 19 ሞይቶም

Radio Erena: 11 October 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ነበር፣ ፕሮፌሰር ዓሊ ኻሊፍ ጋልድያ፣ ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድሚኡ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ጅጅጋ ከምዝሞተ ተሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር፣ ብ8 ጥ [...]
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን  ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 October 2020 ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናይ ኤርትራን ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝርከቦም፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ን27 ሃ [...]
1 284 285 286 287 288 384 2860 / 3831