Category: ዜና

“ዝተተኮሰ ሮኬት ዓሊቡ፣ ነቲ ቆልዓ መዓናጥኡ’ዩ በሲዕዎ” ቤተሰብ ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ግዳይ ኵናት ዝኾነት ስድራ
Radio Erena: 27 November 2020
ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ንዘለዎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ግዳያት ይገብር ከምዘሎ ክስማዕ ጸኒሑ'ዩ።
ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ኣብ ዘጋጠመ [...]

ኤርትራ፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ዶባት ትግራይ ተዋፍር ኣላ
Radio Erena: 27 November 2020
ብዓበይቲ መካይን ዝተጻዕነ ሰራዊት፣ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ዘዳውብ ከባቢታት ብብዝሒ ይወፍር ምህላዉ ናይ ዓይኒ መሰካኽር ሓቢሮም።
ኣቐዲሙ፣ ናብ ደቡብ፣ ከባቢታት ባድመ፣ ጸሮናን [...]

ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር
Radio Erena: 26 November 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ርኡይ ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት፣ ንሓያሎ ስድራቤታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ሸሚምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ እታ እንኮ ብመንግስቲ እትዝርጋሕ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ድማ፣ ስድራቤታ [...]

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ
Radio Erena: 26 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ውድባትን ንዝቐረብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ።
ዛጊት፣ ብደቡብ ኣፍሪቃ፣ ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብ [...]

ጂቡቲ፣ ምስ እስራኤል ዝምድና ከምዘይትምስርት ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 26 November 2020
መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍልስጤምን ጽቡቕ ክቕጽል እንተዘይክኢሉ፣ ጂቡቲ ምስ እስራኤል ዝኾነ ዓይነት ዝምድና ከምዘይትምስርት፣ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ።
ንሱ ምስ 'ዘ [...]

ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም
Radio Erena: 24 November 2020
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም።
ነዚ ብወደብቲ ዙር ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን፡ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ንኽወስዱ [...]

ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ
Radio Erena: 24 November 2020
ኣዳለውቲ ዜና ሚኒስትሪ ዜና፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ መደብ ከየዳልዉ መምርሒ ተዋሂብዎም።
እቲ ሚኒስትሪ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]

ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም ተፈሊጡ
Radio Erena: 24 November 2020
ብሰንኪ'ቲ ካብ 4 ሕዳር ኣትሒዙ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ኣስታት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ ተቐር [...]

ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ
Radio Erena: 24 November 2020
ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።
እቶም ኤርትራ'ውያን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ብዘ [...]