Category: ዜና

1 272 273 274 275 276 384 2740 / 3831
ሶማል፣ ንኣምባሳደር ኬንያ ሰጕጓ

ሶማል፣ ንኣምባሳደር ኬንያ ሰጕጓ

Radio Erena: 01 December 2020 መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኣምባሳደሩ ክስሕብ እንከሎ፣ ንኣምባሳደር ኬንያ ድማ ናብ ሃገሩ ከምዘፋነዎ ኣፍሊጡ። ፈደርላዊ መንግስቲ ሶማል ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደ፣ ግብር [...]
ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ሞርታራት ዝርከቦ ብርክት ዝበለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን-ሱና ሓቢሩ። ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብቲ ዞባ ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ተ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 29 November 2020 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ። ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ክበጽሕ፣ ኣብ ታሪኽ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራት ናይ መጀ [...]
ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 7 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 7 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 November 2020 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብዕለት 27 ሕዳር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ግዚያ [...]
ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት መሪጹ

ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት መሪጹ

Radio Erena: 29 November 2020 ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት ከምዝመረጸ ኣፍሊጡ። እቲ ምንቅስቓስ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ኲናት ሃንደበት ዝመጸ ዘይ [...]
ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

Radio Erena: 28 November 2020 ሎሚ ቀዳም 28 ሕዳር፣  ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት  ኤርትራ ሚሳይላት ከምዝተወንጨፈ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ብውሕዱ ኣርባዕተ ሚሳይላት ኣብ [...]
AL Sadiq AL Mahdi: An End of a Political Era

AL Sadiq AL Mahdi: An End of a Political Era

Radio Erena: 28 November 2020 The death of the last democratically elected prime minister Assayed AL Sadiq Al Mahdi marks an end of a political [...]
Reports of intensive troop movement in Eritrea

Reports of intensive troop movement in Eritrea

Radio Erena: 27 November 2020 Eyewitness sources confirm to Radio Erena intensive Eritrean troop movement toward the Ethiopian border. The troo [...]
Ethiopian Security Forces Hunt Eritrea Opposition Members in Addis Ababa

Ethiopian Security Forces Hunt Eritrea Opposition Members in Addis Ababa

Radio Erena: 27 November 2020 Ethiopian Security agents raided the offices of the Eritrean opposition organizations in Addis Ababa in a wide hu [...]
ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ

ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ

Radio Erena: 27 November 2020 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን፣ ትማሊ 26 ሕዳርን ለይቲን ሎሚ 27 ሕዳር፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸትን ደብዳብ ከምዝተኻየደ ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ። ብዘይካ'ዚ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረን ባ [...]
1 272 273 274 275 276 384 2740 / 3831